እንትጮ ቴክኒክ ኮሌጅ ንሓፂር ስልጠናን ንንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ኣቁሑት ኣብ 9ተ ምድብ መቂሉ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዕደጊት ክፍፅም ይደሊ

ኮሌጅ ቴክኒክ እንትጮ

ሎት 1 ናይ ህንፃ መሳርሒ: ሎት 2 ፕላንበንግ መሳርሒ : ሎት 3 ፅሕፈት መሳርሒ: :ሎት 4 ናዉቲ ኤሌክትሪክ : ሎት 5 መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና : ሎት 6 ናይ ፅሬት መሳርሒ : ሎት 7 ስራሕቲ ሕትመት : ሎት 8 ምንፃፍ እምኒ : ሎት 9 ጨርቃ ጨርቂ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዕድጋ ክፍፅም ይደሊ

1ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩምን ናይ 2010 ዓም ንግዲ ፍቃድኩምን ግብሪ ዝከፈልኩምን

2 ዝተሐደሰ መቅረባይነት ሰርተፊኬት ቲን ናምበር ዘለኩምን ናይዚ መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ክተቅርቡ እትክእሉ

3 ናይ ቫት ምዝገባ ሰርተፊኬት ዘለኩምን ናይ ወርሒ ጥሪ 2010 ዓም ድክሌረሽን ክተቅርቡ እትክእሉ

4 ንሎት 8 ከብልስቶን ብሲዲማን ዝተወደቡ ማሕበራት ተጫረቲ ካብ ኤጀንሲ ልምዓት ደቀቅትን ኣናእሽተይን ንግዲ ትካላት ዝወሃቡ ሰርቲፍኬት ዘለዎን ከቅርብ ዝክእል

5 ተጫረቲ ነዚ ጨረታ እዚ ተባሂሉዝተዳለወ ዶክመንት /ሰነድ/ ዘይምለስ 50 ብርብምክፋል ካብ እንትጮ ቴክኒክን ኮሌጅ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ንብ/ምም/ርን ባዕሉኩም ወይ ከዓ ብሕጋዊ ወኪልኩም ክትወስዱ እትክእሉ

6 ናይ ጨረታ ዉሕስና መክበሪ መሳርሒ ህንፃ 10000 ቅርሺ: ንፕላንበንግ መሳርሒ 3000 ብር : ናይ ኤሌክትሪክ 5000 ብር :ናይ ፅሕፈት መሳርሒ 5000 ብር : ናይ ኤሌክትሪክ መሳርሒ 5000 ብር : ናይ ኣዉቶ ሞቲቭ ስፔር ፓርት 5000 ብር : ናይ ፅሬት ኣቅሑት 1000 ብር : ንስራሕቲ ሕትመት 3000 ብር : ናይ ኮብልስቶን 5000 ብር : ንጨርቃ ጨርቂ 1000 ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ብስም እንትጮ ቴክኒክን ኮሌጅ ዝተፅሓፈ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ወይ ድማ ጥረ ገንዘብ ክተትሕዙ እትክእሉ::

7 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መወዳደሪ ሰነድ እተቅርብዎ ናይ በዓል ዋና ስምን ፌርማን ሕጋዊ ማህተምን ብምዕራፍ ኦርጅናልን ፎቶ ኮፒ ብምግባር ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ አብ 2 ፖስታ ብምዕሻግ ክተእትዉ እትክእሉ::

8 ሰዓራይ ጨረታ ዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዓዝያ ናብ ኮሌጅና ብምቅራ ብባዕሉ/ብሕጋዊ ወኪሉ አቢሉ ብቴክኒክነ ኮሚቴ ፅሬቱ እናተረጋገፀ ንብረት አታዊ ክገብር ዝክእል

9 ተጫራታይ ኣብቲ ጨረታ ዝሰዓሮ ንብረት ብደብዳቤ ወይ ብስልኪ ምስ ተለፀሉ ኣብ ዉሽጢ 3ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ዉዕሊ ክአስር ዝክእልን መክብሪ ዉዕሊ 10% ከትሕዝ ዝክእል ኮይኑ ድሕሪ ዉዕሊ ምእሳረ ድማ ኣብ ተከታታሊ 10ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ዝሰዓሮ ንብረት ጠቅሊሉ 100% ከቅርብ ዝክእል እንተዘይኣሲሩ ግና ዘትሓዞ መክበሪ ጨረታ ናብ ናይ መንግስቲ ካዝና ኣታዊ ይከዉን

10 ጨረታንሎት 1 ሎት 2 ሎት 3 ሎት 8 13/7/2010 ዓ/ምሰዓት 5:00 ንጉሆተዓሺጉሽዑንሽዑሰዓት 5:30 ይክፈት

11 ጨረታሎት 4ንሎት 5 ሎት 6 ሎት 7ን14/7/2010 ዓ/ምሰዓት 5:00 ንጉሆ ተዓሺጉ ሽዑን ሽዑ ሰዓት 5:30 ይክፈት

12 ኮሌጅና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነዚ ጨረታ እዚ ብሙሉእ ኮነ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0914763536 0919042301 ደዊልከ ምሕታት ይካአል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo