ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንዝተፈለለዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ካሜራ ምስ አክስሰሰሪ ብምዓልታዊ ሒሳብ ንዝቅፀሉ ኣዋርሕ በጀት ዓመት ን 2016 ዓም ዉዕሊ ብምእሳር ክዕድጋ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት መዘጋጃ ከተማ ኣክሱም ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓም ንሴክተርና ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት :ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ: መሳርሒ ህንፃ: ኣቀሑት ፅሬት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ሕንጣሎ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዉቅሮ ኣብ 2016 በጀት ዓመት ካብ ባንኪ ዓለም ዝተረከበ ዝተፈላለየ ቀወምቲ ኣቅሑት: ናይ ደገ ምብራህቲ ማላት እዉን ፓዉዛ: ኣቅሑት ኤሌክትሮኒከስ :ናይ ማይ ትቦ : ናይ ደገ ሓፂን ፓሎ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፈይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ካብ UNDP ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ በጀት ዝክፈል ንዝተፋለለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት ቢሮን ገዛን : መሳርሒ ህንፃን :ኤሌክትሮኒክስን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ማሕበር ጉድኣት ኩናት ትግራይ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ኤሌክትሮኒክስን ፈርኒቸርን ማረቲያል በዚ ዘርፊ ፍቃድ ካብ ዘለኩም መቅረብቲ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ንክትጫረቱ ይዕድም

ማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ ናይ ኢድ ሞያ ስልጠና ዘድልዩ (Skill Building Materials )ብጨረታ አወዳዲሩ ክትዕድግ ትደሊ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ ናይ ኮስሞቲክስ ማተሪያል (Beauty and care Items )ብጨረታ አወዳዲሩ ክትዕድግ ትደሊ

ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ክፍለ ከተማ ሓድነት ክፍለ ከተማ ሓድነት ኣብ 2016 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናዉቲ ኣሌክትሮኒከስ: መሳርሒ ፅሕፈት : ስራሕቲ ግሪነሪን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእን ከስርሕን ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፈይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ንኣብያተ ፅሕፈት እታ ወረዳ አገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፋላለየ ንብረት ማለት እዉን መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ፅሬት : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ኮምፒተር ኣቅሑት መለዋወጢ ኮምፒተርን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዋና ቤት ፅሕፈት ህዝባዊ ወያነ ትግራይ ኣብ ናይ ናይ 2016 በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈትና ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ኣቅሑት ናይ መኪና ጎማን ባትሪን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ