ኣካዳሚ አመራርሓ መለስ ዜናዊ ክ/ትግራይ ዳ/ዕ/ፋይናንስን ናይ ኮምፒተር መለዋወጢ ኣቅሑት ብ ፕሮፎርማ ጨረታ አወዳዲሩ ዕድጊት ክፍዕም ይደሊ

ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ንዳ/ዳ/መ/ዕደጋን ንብረት ምም/ር ካብ መደበኛ በጀት ዝክፈል ናይ ኤሌክትሮኒክስ መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፈርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኣብ ርእሰ ዋኒኑ ከምዝተገለፀ ቤት ፅ/ት ጉዳያት ኮሙኒኬሽንክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2016ዓ/ም ንናይ ቤት ፅ/ትና ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ይደሊ፡፡

ማእከል ቤት ህንፀት ሽረ ሎት ሐደ መሳርሒ ኣቅሐት ፅሕፈት ሎት ክልተ ኣቅሑት ፅሬት ሎት ሰለስተ መሳርሒ ፅሕፈት ቀዋምን ሃላቅን ንብረት ሎት ኣርባዕተ ኣቅሑት መሳርሒ ህንፃ ሎት ሓሙሽተ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ቀዋሚ ንናይ ፈርኒቸር ቢሮ ኣቅሑት ንብረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ሑመራ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ንግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኮምፒተርን ተዛመድትን ፅሕፈት መሳርሒ ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ዕድጊት ክንፍፅም ንደሊ

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ንብረት ብፕሮፎርማ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ን2016 ዓም በጀት ዓመት አገልግሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ጎማ ፡ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ኤሌክትሪክን ፡ ቁልፍታትን ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑትን ፅገናን ብጨረታ አወዳዲሩ ንምዕዳግ ስለዝደለየ ነዞም ረቆሒታት እተማልኡ ክትጫረቱ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈት ስራሕቲ ዘገልግል ንብረት ኤሌክትሪክ ፅሬትን ተዓዲጉ ንክቀርብ ብደቁ 20949/ቐ/መ/ማይ ዕለት 11/4/2016 ዓም ብኣዉራ ከ/ስ/ትካላት መስተ ማይ ብዝቀረብ ሕቶ ዕድጊት መሰር ንምዕዳግ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ነቲ ቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሑፍ: ናይ ኤችኣይቢ ምልክትን ሪቫንን ሕትመት ዘለዎ ፅላል : ኮምፒተራትን ተዛመድቲ ኣቅሑተን: ናይ ጋራጅ ፅግና ግልጋሎት ክዕድግ ስለዝደለየ ኣብዚ ግልፂ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ መቅረብቲ ትካላት ይዕድም

ቤት ፅ/ት/ ል/እ/ምም/ር ፋይናንስን ከ/ስ/ምም/ር ወ/ኣበርገለ የጭላ ነዞምኣ ተዘርዚሮም ዘለዉ ናይ ኤለክትሮኒክስ ዕድጊት ካብ በጀት ዓመት 2016 ዓ/ም ካብ መደበኛ በጀት ንቤት ፅ/ታት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ይደሊ ስልኪ 0963509643