ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንዝተፈለለዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ካሜራ ምስ አክስሰሰሪ ብምዓልታዊ ሒሳብ ንዝቅፀሉ ኣዋርሕ በጀት ዓመት ን 2016 ዓም ዉዕሊ ብምእሳር ክዕድጋ ይደሊ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ

1 ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ

2 መለለይ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር ምስ ንግዲ ፍቃድ ኮፒ

3 ቫት ወይ ቲኦቲ ተመዝገብሉ መረዳእታ ናይ ጥቅምቲ ወርሒ 2016 ዓም ዲክለራሲዩን ከቅርቡ ዝክእሉ

4 ካብ ስፔስፊኬሽን ወፃኢ ስርድ ድልዝ ኣይፍቀድን

6 እዚ ፕሮፎርማ ስዒርካ ተብሃሊ ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ዘየመትእ ዉዕሊ ብምእሳር እታ ካሜራ ምስ ኣከሰሰሪ ኣብ እትደለየሉ እዋን ድልዊ ክገብር ዝክእል

7 እቲ ዋጋ ብመዓልታዊ ክራይ ክምላእ ከሎ ምስ ቫቱ ምካኑን ዘይምካኑን ብንፀር እንተዘይተፈሊጡ ምስ ቫቱ ከምዝተመልአ ተሓሲቡ ይግበር

8 ኣብቲ ፕሮፎርማ ሰነድ ሙሉእ ሽምን ማህተም እቲ ትካል ክጥቀስ ይግባእ

9 ማልት እቲ ፕሮፎርማ ሰነድ ሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

10 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 17/3/2016 ዓም ሰዓት 830 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 900 ይክፈት

ተቁ

ዓይነት ስራሕ

መለክዒ

በዝሒ

ነፀላ ዋጋ

ጠቅለላ ዋጋ

1

Camera Cannon with back bag & its accessories

ቁፅሪ

1

Accessories

1.1

Camera tripod

ቁፅሪ

1

1.2

Cable Mic 2 meters

ቁፅሪ

1

1.3

Memorey card 64 GB 240 MB/S

ቁፅሪ

1

1.4

E long lasting Batters

ቁፅሪ

3

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo