ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ክፍለ ከተማ ሓድነት ክፍለ ከተማ ሓድነት ኣብ 2016 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናዉቲ ኣሌክትሮኒከስ: መሳርሒ ፅሕፈት : ስራሕቲ ግሪነሪን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእን ከስርሕን ይደሊ

ቤት ማዛጋጃ ክ/ከተማ ሓድነት

1 ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ኮይኑ ናይ ወርሒ ነሐሰ ናይ 2015 ዓም ሒሳብ ዘወራረደሉ ማለት ድማ ቫት ድክሌር ዝገበረሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

2 ዝተሐደሰ ናይ 2016 ዓም ፍቃድ ንግዲ መለለይ ቁፅሪ ከፋልነት ግብሪ ከምእዉን ዝተሐደሰ ወረቀት መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእል

3 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል

4 ጨረታ 14/3/2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 3:30 ተዓፅየ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 4:00 ይክፈት

5 ብተወሳኪ እብ እዋን ምክፋት ጨረታ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ክርከቡ ይክእሉ እዩም ተጫረቲ ብዘይም ምህላዎም ጨረታ ካብ ምክፋት ግን ኣይተኣጎጎልን

6 መከበሪ ጨረታ ንናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ 4000 ቅርሺ ንመሳርሒ ፅሕፈት 4000 ቅርሺ ንሳርሕቲ ግሪነሪ 30000 ቅርሺ ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዝብ ከትሕዝ ዝክእል

7 በቲ ዝወፀ ረቆሒ መሰረት ማለት እዉን እስፔስፊኬሽን ናብቲ ትካል ብናይ ብዕሉ መጎዓዝያ መራገፍን ከቅርብ ዝክእል

8 ሰዓራይ ተወዳዳሪ ብስም ሞያ ድሕሪ ምርግጋፅ ብናይ ባዕሉ ሰብ ሞያ ኣብ ቤት መዘጋጃ ክፍለ ከተማ ሐድነት ከረክብ ዝክእል

9 ናይ ስራሕቲ ግሪነሪ ድማ በቢሳይቱ ክሰርሕ ዝክእል

10 ቤት መዘጋጃና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ በሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ መስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ኣዳራሻ መቀሌ ቀበሌ 18 ንግሰቲ ህንፃ 1ይ ደብሪ ክፍሊ ቁፅሪ 17 ሕክምና ዓይኒ ፍፁም ብርሃን ሕልፍ ኢልካ ንርከብ

0348419012

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo