ኣግበ ቴክኒክን ሞያን መሰልጠኒ ማእከል ናይ 2008 ዓ/ም 3ይ ዙር ዕድጊት ንምፍፃም ብግልፂ ጨረታ ንዕድም ካበ ሕጋዉያን መቅረብቲ ነጋዶ ክዕድግ ይደሊ

ኮሚሽን ስነ ምግባር ፀረ ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ሃለቅትን ቀወምትን ፅሕፈት መሳርሒ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ:: ስለዚ እቲ ዝተጠቐሰ እተማልኡ ክትወዳደሩ ንዕድም::

ቢሮ ጉዳይ ደቂ አንስትዩ ክልል ትግራይ ዝጥቀመሎም ዝተፈላለዩ ናይ ተምሃሮ መፃሕፈቲ ሎት 1 ፅሕፈት መሳርሒ ሎት 2 ናይ ፅሬት ኣቁሑት ሎት 3 ክዕድግ ስለዝደሊ ነዞም ዝስዕቡ ዘማልኡ በብዝርፍኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም

ኮሌጅ ኪነ-ጥበባት ትግራይ ንምምሃር ምስትምሃር ዘገልግሉ ናይ ፅሕፈትን መሳርሒ : ኣቑሑት ኤሌክትሮኒክስ : ኣቑሑት ኤሌክትሪክ ብግለፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ተወዳደርቲ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳዕሲዕ ፃዕዳ እምባ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ :ናይ ሃንድ ዳጉዌል ሩፍ ካችመንት ስራሐቲ: ኤሌክትሮኒክስ : ስራሕቲ ሓፂን መፂን ዕንፀይትንብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ:

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ወረዳ ታሕታይ ማይጨዉ አብቲ ወረዳን ዝርከባ ኣብያተ ዕዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት ቀለልትን ሃለቅትን አቁሑት: ኤሌክትሮኒክስን :ኣቁሑት ፅሬት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን አለማጣ ንትካሉ ንምምሃር ምስትምሃር ኣገልግሎት ዝዉዕሉ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ዓድዋ ንቤት ፅሕፈታት እቲ ወረዳ ዝዉዕል ከም መሳርሒ ፅሕፈት : መሳርሒ ህንፃ : ኣቀሑት ኤሌክትሮነክስ : መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተር ሳይክል ዝመሳሰሉ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ /ማረት/ ናይ ኮምፒተር ቀለም(printer Tonner) ብጨረታ አወዳዲሩ ንምዕዳግ ትደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ወረዳ ፀለምቲ ንዝተፈላለዩ አብያተ ዕዩታት ዝዉዕል ብምደበኛ መንግስቲ በጀትን ብገበርቲ ሰናይ መሳርሒ ፅሕፈት ኤሌክትሮኒከስ መሳርሒ ህንፃ ናይ ሕርሻ መሳርሒታትን አጫሪቱ ክዕድግ ይድሊ