ኮሌጅ ኪነ-ጥበባት ትግራይ ንምምሃር ምስትምሃር ዘገልግሉ ናይ ፅሕፈትን መሳርሒ : ኣቑሑት ኤሌክትሮኒክስ : ኣቑሑት ኤሌክትሪክ ብግለፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ተወዳደርቲ ይዕድም

ኮሌጅ ኪነ-ጥበባት ትግራይ

ኣብቲ ጨረታ ክካፈል ዝደሊ ኣቕራቢ ከማልኦ ዝግባእ ሮቑሒታት

1 ናይ 2008 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቓድን መቅረባይነት ምስክር ወረቀትን ከቕርብ ዝኽእል::

2 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቁፅሪ (TIN) ዘለዎን ተወሳኪ እሴት ታክሲ ተመዝጋቢ ዝኾነን::

3 አብ ተወሳኪ እሴት ታክሲ (VAT) ተመዝጋቢ ምኻኖም ዝገልፅ ናይ ዝሐለፈ ወርሒ ዲክለር ዝገበሩ ምኻኖም ዝሕብር መረዳእታ ከቕርቡ ይግባእ::

4 ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ ናይ ጨረታ መኽበሪ ንፅሕፈት መሳርሒ 4,000 ቅርሺ : ንኣቁሑት ንኤሌክትሮኒክስ 3000 : ንኣቁሑት ኤሌክትሪክ 3000 ቅርሺ ብጥረ ገንዝብÂ ወይድማ ብናይ ኢትዩያ ብሄራዊ ባንክ እዉቅና ዝተዉሃቦ ባንክታት ስፒኦ ምቕራብ ዝኽእል ወይ ብጥረ ገንዘብ የትሕዝ::

5 አሸናፊ ምኻኑ ካብ ዝተነገረሉ ዕለት ጀሚሩ ዘሸነፈሉ ንብረት ዋጋ 10% ዉዕሊ መኽበሪ ዉዕሊ መክበሪ ጨረታ ወይድማ ስፒኦ ከትሕዝ ከትሕዝ ዝኽእል

6 ሕድሕድ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 20 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ኮሌጅ ኪነ ጥበባት ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋን ፋናንስን ንብረት ምምሕዳርን ካብ ዕለት 10/08/ 2008 ዓም ክሳብ ዕለት 28/08/ 2008 ዓም ጨረታ ሰነድ ብምዉሳድ ናብቲ ንጨረታ ሳንዱቅ ዝተዳለወ ኣታዊ ክገብር አለዎ::

7 ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 28/08/2008 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ኮይኑ ጨረታ ሳንድቅ ዝኽፈተሉ ዕለት 28/08/2008 ዓ/ም ሰዓት 8:50 ይክፈት

8 ጨረታ እንትክፈት ተጫረቲ ሕጋዊ ወኪላት ክርከቡ ንዕድም::

9 ኮሌጅና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋክል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ አዩ::

መተሓሳሰቢ

ኣድራሻና ኮሌጅ ኪነ ጥበባት ትግራይ ዝርከበሉ ቦታ ጥቃ ፎቶ ደስታን ጥዕና ጣብያን መቐለ እዩ::

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0348409309 ወይድማ 0348409310 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል
Â

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo