ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ወረዳ ፀለምቲ ንዝተፈላለዩ አብያተ ዕዩታት ዝዉዕል ብምደበኛ መንግስቲ በጀትን ብገበርቲ ሰናይ መሳርሒ ፅሕፈት ኤሌክትሮኒከስ መሳርሒ ህንፃ ናይ ሕርሻ መሳርሒታትን አጫሪቱ ክዕድግ ይድሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀለምቲ

1 ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግሲ ፍቃድን ቲን ናምበር ምስክር ወረቀት ዘለዎ ኣብ ናይ መቅረብቲ ዝርዝር ዝተመዝገበን ዝተሓቶ መረዳእታ ከቅርበ ዝክእልን

2 ተመዝጋበ ተወሳኬ እሴት ታክስ ዝኮነን ናይ ወርሒ ለካቲት 2008 ሒሳብ ዘፍለጠሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

3 ተጫረቲ ንናይ ጨረታ ምክበሪ ንናይ ነብስወከፍ 5000 ቅርሺ ብስፒኦ ወይ ድማ ሕጋዉንቱ ቼክ ወይ እዉን ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ዝክእሉ

4 ሰዓሪ ጨረታ ነቲ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጋዓዝያ ናብ ወረዳ ፀለምቲ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ከቅርብ ዝክእል

5 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ከፊልካ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ወረዳ ፀለምቲ ቢሮ ቁፅሪ 1 ኣብ ስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ይክኣል

6 ዋና ሰነድን ኩሎም መረዳእታት ቅዳሕ ብምግባርን ኣብ ሐደ ፖስታ ብዝተዓሸገ ናይ ሳንዱቅ ጨረታ አታዊ ይግብረ

7 እቲ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 17 ሚያዝያ 2008 ዓም ዝፀንሕ ኮይኑ በቲ ዕለት እሱ ሰዓት 5:00 ተዓፅዩ ሰዓት 5:30 ተጨረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ እንተዘይሃሊዎም እዉን ናይቲ ጨረታ ሕጊ ዘማለእ እንተኮይኑ እቲ ጨረታ ዝክፈት ምካኑ

8 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0346620283 ወይድማ 0346620221

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo