ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን አለማጣ ንትካሉ ንምምሃር ምስትምሃር ኣገልግሎት ዝዉዕሉ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን አለማጣ
  • መሳርሒ ህንፃ
  • መሳርሒ ፅሕፈት
  • ኣቁሑት ፅሬት

ተጫረቲ ከማልእዎም ዝግባእ ረቆሒታት

1 በቲ ዘፈር ንግዲ ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎምÂ Â Â Â Â Â Â Â Â Â Â Â Â Â Â Â Â Â Â Â Â Â Â Â Â Â Â Â

2 በቲ ሓድሽ ናይ መቅረባይነት ዝተመዝገቡ

3 ልዕሊ ሚኢቲ ሽሕ ዝኮነ ጨረታ ምስክር ወረቅተ ተወሳኬ እሴት ታክስ ዘለዎም

4 ወርሓዊ ሒሳብ ዘቅረብሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

5 መለለይ ቁፅሪ ካፋላይነት ግብሪ ዘለዎም

6 ንኣቁሕት ፅሬት 1000 ቅርሺ : ንመሳርሒ ህንፃ 4000 ቅርሺ : ንመሳርሒ ፅሕፈት 3000 ቅርሺ ሰነድ መክብሪ ብጥረ ገንዝብ ወይ ድማ ብስፒኦ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዙ አለዎም

7 ንሕድሕድ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 30 ቅርሺ ብምክፋል እዚ ምልክታ ካብ ዘወፀሉ ዕለት ጀሚሪ ክሳብ 25 ሚያዝያ 2008 ዓም ሰዓት 4:00 ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ጥራሕ ምዉሳድ ይከኣል

8 እቲ ጨረታ ብተመሳሳሊ ዕለት 25 ሚያዝያ 2008 ዓም ሰዓት ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ድመ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብቲ ኮሌጅ ይክፈት

9 እቲ ኮሌጅ ዝሐሸ መማረፂ እንተረከቢ ነቲ ጨረታ ብክፋል ኮነ ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0347740028 ወይ ድማ 0347740660 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo