ኣግበ ቴክኒክን ሞያን መሰልጠኒ ማእከል ናይ 2008 ዓ/ም 3ይ ዙር ዕድጊት ንምፍፃም ብግልፂ ጨረታ ንዕድም ካበ ሕጋዉያን መቅረብቲ ነጋዶ ክዕድግ ይደሊ

ማእኸል መሰልጠኒ ቴክኒክን ሞያን ኣግበ
  • ሎት 1 ፅሕፈት መሳርሒ
  • ሎት 2 ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት
  • ሎት 3 ናይ ቢሮ ፈርንቸርን ናይ ሰልጠንቲ ወንበርን
  • ሎት 4 ናይ ማይ ኣቁሑ

1 ሕጋዉያን ነጋዶ ዝኮኑ ናይ ዘመኑ 2008 ግብሪ ዝከፈሉን ናይ 2008 ዓም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱን ኦርጅናን ፎቶ ኮፒ ዘቅርቡ

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ /tin No/ VAT ተመዝገብቲ ወርሓዊ ዲክለሬሽን ክሳብ ወርሒ የካቲት 30/2008 ዓም ሪፖርት ዝገበረሉ መስረጃ ዘቅቡን ናይ መቅረባይነት ሰርተፊኬት ዘለዎምን

3 መክበሪ ጨረታ ብባንኪ ዝተረጋገፀ CPO ብጥረ ገንዘብን ካብ 2000 ክሳብ 3000 ሽሕ ብር ከትሕዙ ዝክእሉ

4 ተጫረቲ ንዝሰዓርዎ ንብረት ብናይ ባዕሎም መጎዓዓዝን መዉረድን መደየብን ኣብ ስራሕ ሰዓት ናብ ኣግበ ተቴክኒክን ሞያን መሰልጠኒ ከቅርቡ ዝክእሉ እቲ ሰነድ ጨረታ ስርዝ ድልዝ ዘየብሉን ዋጋ መሊኦም ኦርጅናል ምስ ፎቶ ኮፒ ብ2ተ ፖስታ ኣሽጎም ሙሉእ ድከመንትን ዘቅርቡን

5 Â ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ መቐለ ቢሮ ትምህርትን ስልጠናን ክልል ትግራይ ደ/ከ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ቢሮ ቁፅሪ 333 ዘይምለስ ብር 40 ኣርባዕ ብምክፋል ሰነድ ካብ 11/08/ 2008 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ክሳብ ዕለት 26/08/ 2008 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ክትወስዱ ትክእሉ

6 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 26/08/2008 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ክፈተሉ ዕለት ድማ ኣብቲ ዕለት ንሱ ኮይኑ ሰዓት 4:30 ዕለት 26/08/2008 ዓ/ም ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከቡሉ ይኩን ኣብዘይተረከቡ ኣብ መቐለ ቢሮ ትምህርትን ስልጠናን ክልል ትግራይ ደ/ከ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ቢሮ 333 ይክፈት

7 ምስቲ ሰነድ ጨረታ ተአሲሩ ዝዉሃብ መምርሒ ተጫረቲ ሙሉእ ብሙለእ ተግባረዊ ክገብሩ ዝክእሉ

8 ጨረታና 20% ክዉስክን ክቅንስን እዩÂ Â

9 ተጫረቲ ጨረታ መክብሪ ዉዕሊ 10% ናይ ዝሰዓረዎ ዋጋ ብባንኪ ዝተረጋገፀ CPO ብጥረ ገንዘብን

10 ኣብቲ ጨረታ ከጭበርበር ዝፍትኑ ነጋዶ ስጉምቲ ንወስድ ምካንና ክምኡዉን ዘተሓዝዎ ናይ ጨረታ መክበሪ ገንዘብ CPO ዝዉረስ ምካኑ ምፍላጥ የድሊ

11 ድሕሪ 3 ናይ ቅሬታ ማዓልቲ በቲ ዝወፀ እስፐስፌከሽን መሰረት ዉዕል ኣሲሩ መክበሪ ኣፈፃፅማ ስራሕ ፕሮፎርማንስ ቢድ ቦንድ 10% ናይቲ ዝሰዓርዎ ድምር ዋጋ ከትሕዙ ዝክእሉን

12 ካሊእ ኣብ ኣዋጅ ቁፅሪ 255/ 2007 በዘሎ ነዚ መተግበሪ ዝወፀ መምርሒ በዝኣዘዞ መሰረት ይፍፀም ኣብዚ ዝሰፈረ ምስቲ ኣዋጅን መምርሒን ዝጓነፅ ቃል ከም መምርሒ ኮይኑ ኣየገልግልን

13 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0948536208Â /0914591108/ 0914290593 ደዊልኩም ምሕታት ትክእሉ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo