ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳዕሲዕ ፃዕዳ እምባ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ :ናይ ሃንድ ዳጉዌል ሩፍ ካችመንት ስራሐቲ: ኤሌክትሮኒክስ : ስራሕቲ ሓፂን መፂን ዕንፀይትንብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ:

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳ/ፃ/እምባ

       ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእም ረቆሓታት

  1. ናይ ዝወዳደረሉ ንግዲ ዘርፊ 2008 ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድን ምቅረባይነትን መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ አተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል::
  2. አብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነን ናይ ወርሒ ለካቲት 2008 ዓ/ምዲክለርÂ ዝገብርሉ መረዳእታ አተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል::
  3. ንናይ ሃንድ ዳጉዌል ሩፍ ካችመንት ስራሐቲ ደረጃ 6 ልዕሊኡን ናይ ማይ ስራሕ ፍቃድ ዘለዎ ኮይኑ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
  4. ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ ብር 50 እናከፈልኩም ካብ 10/ 08/ 2008 ዓ/ም እስካብ ዕለት 26/08/ 2008 ዓ/ም ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳ/ፃ እምባ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋንÂ ፋይናንስን ምምርን ንብረት ምውሳድ ዝክእል
  5. መክበሪ ጨረታ ንናይ ፅሕፈት መሳርሒ 5000 ቅርሺ ንናይ ሃንድ ዳጉዌል ሩፍ ካችመንት ስራሐቲ 7000 ቅርሺ ንኤሌከትሮኒክስ 5000 ቅርሺ ንስራሕቲ ዉፅኢት ሓፂንን ዕንፀይትን 2000 ቅርሺ ብሲፒኦ ወይ ብጥረ ገንዝብ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ ዝክእል
  6. Â እቲ ጨረታ 26/08/ 2008 ዓ/ም ሰዓት 5:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 5:30 ቅድሚ ቀትሪ አብ ከተማ ፍረወይኒ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳ/ፃ እምባ ይክፈት Â
  7. ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይÂ ምስራዝ መሰል አለዎ

ንትወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344470556 /0344470506 ደዊልካ ምሕታት ይካአል::

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo