ንቲ ቤትፅሕፈት ግልጋሎት ስራሕቲ ዝዉዕሉ ንናይ 2009 ዓ ∙ም በጀት ድማ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ህንፃ መሳርሕን ወርክሾፕን ካልኦት ንብረታትን ዘገልግሉ ንብረታት ንምዕዳግ ይደሊ

ቤት ህንፀት ኣክሱም

ክማላእ ዝግባእ ረቋሒ

  1. ናይ 2008ን 2009 ን ዓ∙ ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም
  2. 2008ን 2009ን ዓ ∙ም ዝተሓደሰÂ መቅረባይነት ካርዲ መለለዩ ቁፅሪ ወይድማ ቲን ነምበርÂ ተወሳኪ እሴት ታክስ ወይድማ ቫት ምስክር ወረቀትÂ ከምኡዉን ክሳብ ወርሒ መስከረም 30 2009 ዓ∙ ም ወይድማ ጥቅምቲ 30 2009 ዓ ∙ም ቫት ዲክላራሽንÂ ሪፖርት ዝገበርኩም ምስዘይምለስ ቅዳሕን ዋናን ክተቅርቡ እትክእሉ
  3. ተጫረቲ ኣብ ዝቀርብ መወዳደሪ ሰነድ ስርዝ ድልዝ እንተሃሊዎ ተቀባልነት የብሉን ።ከምኡዉን ናይቲ ትካልÂ ሽምን ፊርማንÂ ኣድራሻንÂ ክህሉ ኣለዎ ። እቲ ጨረታ ዝርከበሉ ማእከል ቤት ሀንፀት ኣክሱም ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ክፍሊ ቁፅሪ 12 ብምቅራብ ንዝተዳለወ ሰነድ ጨረታÂ ንምዕዳግ ዘየምለስ 40 ቅርሺÂ ብምክፋል ኣብ ስራሕ ሰዓትÂ መፂኢኩም ክትወስዱ ንሕብር
  4. እቲ ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት 14 ሕዳር Â 2009 ዓ∙ ም ክሳብ ዕለተ 30 ሕዳር 2009 ዓ ም ሰዓት 4፡ 00 ናይ ንጉሆ ኣብ ዘሎ ግዘ ብዝተዓሸገ ፖሰት ዋና ምስዘይምለስ ቅዳሕ ብምትሕሓዝ ኣብቲ ቤት ፅሕፈት ዝርከብ ሳንዱቅ ክተእትዉ ትክእሉ
  5. እቲ ጨረታ ዝክፈተሉ ድማ በቲ ዕለት እሱ ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ልክዕ ሰዓት 4፡ 15 ናይ ንጉሆ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈትÂ ዘይተረከበ ተጫራታይ ድማ ፖስታ ይክፈትÂ ንዘቅርብዎ ሕቶ ግና ተቀባልነት ዘየብሉ ምካኑ ክፈልጥ ኣለዎ
  6. Â ንፅሕፈተ መሳርሒÂ መክበሪ ጨረታ 3,000 ቅርሺ ንናይ ህንፃ መሳርሕን ወርክሾፕንÂ 3,000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይድማ ብሲፒኦ ከትሕዙ ክክእል ኣለዎ
  7. እቲ ትካል 20% ናይ ምዉሳክ ወይ ምንካይ መሰል አለዎ
  8. እቲ ጨረታ ዝሰዓር ተወዳዳራይ ብመምርሒ መሰረት መክበሪ ዉዕል ብጥረገንዘብ 10 ሚኢታዊ ካብ ዝሰዓሮ ንብረት ትሕጃ ከትሕዝÂ ዝክእል
  9. ሰዓራይ ጨረታ ንብረት ወዕል ካብ ዝኣሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ንፅሕፈትÂ መሳርሒ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲÂ ንመሳርሒ ህንፃንÂ ወርክሾፕንÂ ኣብ ዉሽጢ 15 መዓልትታት ብናይ ባዕልቶም መጋዕዝያን መፅዓንን መራገፍንÂ ወፃኢ ሸፊኖም ናብ ቤት ህንፀት ከተማ ኣክሱም ንብረት ክፈሊ ኣታዊ ክገብሩ ይግባእ
  10. ማእከል ቤት ህንፀት ኣክሱም እቲ ጨረታ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0347754682 ምድዋል ይከኣል እዩ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo