ትካልና ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ሓዝዉ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈትን ጽሬትን መሳርሒ አጫሪቱ ከዕድግ ይደሊ

ፋብሪካ መሰቦ ስሚንቶ

ስለዚእዞም ዝስዕቡ ረቆሓታት ዘማልኡ ተጫረቲ ንክጫረቱ ይዕድም::Â

ተጫረትቲ

  1. ናይ 2008 ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቓድ ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለዩ ቁፅሪ ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ምካኖም ዝገልፅ መረዳእታ ምስ ጨረታ ሰነድ ከቕርቡ ኣለዎም::
  2. ናይ ጨረታ መኽበሪ ውሕስና ጨረታ ቕድሚ ምኽፋቱ ካብ ጠቕላላ ዋጋ 2% ብመልክዕ ሲፒኦ ከቕርብ ዝክእል::
  3. እዚ ጨረታ ካብ ዝተቓልሐሉ ዕለት ጀሚሩ ዘይመለስ ብር 100.00 ብምኸፋል ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ሓዝዉ ማሕበር ምዕዳግ ይኽእሉ
  4. ተጫረቲ ናይ ዋጋ መቕረቢ ሰነድ ብሰምዒ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ክሳብ ዕለት 27/03/2009 ዓም ሰዓት 8:00 ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ከቕርቡ ይከእሉ::
  5. እቲ ጨረታ ተጫራትቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተለኸብሉ ንዕለት 27/03/2009 ዓ/ም ንጉሆ ሰዓት 9:00 ይኽፈት::
  6. ፋብሪካ ሰሚንቶ መሰቦ ሓዝዉ ማሕበር ነቲ ጨረታ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
  7. ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቑፅሪ ስልኪ 0342410085 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo