ቤት ፅሕፈት ዞባ ደቡብ ምምሕዳር ማእከላይ ቤት ፍርዲ ኣብ በጀት 2009 ዓም ንፅሕፈት መሳርሒን ፅሬት ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ ማረት ዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብጨረታ አወዳዲሩ ንምስራሕ ትደሊ

ፍረስዉኣት ኢንዳስትሪያል ሓ/ዝ/ዉማሕበር ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኤለክትሮኒክስ አቁሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ሃገረ ሰላም ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ኮሌጅ ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ዓይነት ፅሕፈትመሳርሒ: ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት: ህንፃመሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ትካልና ኮሌጅ ጋርመንት መቐለ አብ ናይ 2008 ዓ/ም በጀት ዓመት ንትካልና ከገልግሉ ዝኽእሉ ዝተፈላለዩ ናዉቲ ትምህርቲ ጋርመንት ከም ናዉቲ ጨርቂ : ፅሕፈት መሳርሒ ካልኦትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ኤሌክትሮኒክስ ን ፈርኒቸርን ካብ ሕጋዉያን መቕረብቲ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቆሒታት እተማልኡ ንክትጫረቱ ይዕድም

ዞባ ደቡብ ማእከላይ ቤት ፍርዲ ኣብ በጀት ዓመት 2009 ናይ ፅሕፈት መሳርሕን ፅሬት አቁሑትን በጨረታ አወዳዲሩ ክዕደግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ አስገለ ፅምብላ ካብ በጀት ዓመት 2009 ዓም ንኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት: አቁሑት መለዋወጢ ሞተር ሳይክል: አቁሑት ኤለክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ጋንታ ኣፈሹም አብ 2009 በጀት ዓመት ንግልጋሎት ኣብያቲ ፅሕፈት ወረዳና ዝዉዕሉ አቁሑት መለዋወጢ መኪና :አቁሑት ኤለክትሮኒክስ: ዘርኢ አግራብ: መሳርሕታት ፅሕፈትን ኣወዳዲሩ ብግልፂ ጨረታ ክዕድግን የደሊ

ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቀርን ደደቢት ትፈልም ናይ ዝተፈላለዩ ስተሽነሪታት ቀለማትን ግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክዕድግ ስለዝደሊ ክትጫረቱ ትደልዩ እዚ ዝስዕብ ረቋሓ ተማልኡ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኻንኩም ንገልፅ