ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቐለ ኣብ በጀት ዓመት 2009 ዓ/ም ካብ መንግስቲ ዉሽጢ አታዊ ብዝተፈቐደሉ በጀትን መሳርሒ ፅሕፈት :መሳርሒ ፅሬት: መሳርሒ ህንፃ: አቁሑ ኤለክትሪክ :አቁሑት መኪና: አቁሑት ኤለክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮሌጅ ፖሊቴክኒክ መቐለ

ስለዚ ተወዳደርቲ ክተማልእዎም ዝግባእ ረቀሕታት

  1. ናይ 2009 ዓ/ም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ በቲ ዘፈር ዘለዎ::

2 ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ሰርቲፊኬት/TIN NAMBER/ ክተቕርቡ ትኽእሉ::

3 ንተወሳኪ እሴት ታክሲ/ VAT ዝተመዝገብኩም ናይ ወርሒ ጥቅምቲ 2009 ዓ/ም ድክላሬሽን ክትቅርቡ ትክእሉን::

4ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐት/ ሰርቲፊኬት ዘለኹምን::

5 2% ዊዝ ሆልዲንግ ታክሲ ክትኸፍሉ ትኽእሉ::

6 ነዚ ግለፂ ጨረታ ተባሂሉ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ ብር 30.00 /ሰላሳ ብር ጥራሕ/ ብምኽፋል ካብ 8/03/ 2009 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 28/03/2009 ዓ/ም ብምዉሳድ አብ መወዳደሪ ደኹሜንትኹም ኦርጀናልን ኮፒን ብምባል ብሽም ብዝተዓሸገ ፖስታ ነዚ ጨረታ ተባሂሉ ኣበ ዝተዳለወ ሳንዱቕ ምአታዉ ትኽእሉ::

ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዉሕስና መኽበሪን

  • ንመሳርሒ ፅሕፈት 3500.00 ቅርሺ
  • ንመሳርሒ ፅሬት 2000 ቅርሺ
  • መሳርሒ ህንፃ 2000 ቅርሺ
  • ንአቁሑ ኤለክትሪክ 5200 ቅርሺ
  • ንአቁሑ መኪና 3300 ቅርሺ
  • ንአቁሑ ኤለክትሮኒክስ 2000 ቅርሺ
  • ስራሕቲ ሕትመት ሎት 2 ብር 3000.00 ብ CPO ብጥረ ገንዝብ /በባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ከትሕዙ እትክእሉ::

8 እቲ ጨረታ ዕለት 29/03/2009 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ/ ተዓሺጉ በቲ ዕለት ሰዓት 4:00 ኣብ ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክን መቐለ መሰረተ-ካምፓስ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ ንብረት ምምርን ክፍሊ ቁፅሪ 8 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዘለዉሉ ይኽፈት ተወዳደርቲ ተጫረቲ ብዘይ ምርካቦም ጨረታ ምክፋቱ አይተአጎጎልን

9 ኮሌጅና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ኮነ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

10 እቲ ጨረታ ምስተከፈተ እቲ ኮሌጅ ናይቲ ዝዕደግ ንብረት መጠን 20% ክዉስክ ወይ ክንኪ ይክእል እዩ

11 ተወዳደርቲ እተቅርብዎ ንብረት ማለት እዉን ብቴኒክ ሞያ ትክክለኛነቱ ምስተረጋገፅ ጥራሕ ኣታዊ ይከዉን

12 ተጫረቲ አብ ዝኮነ እዋን ኦርጅናልን ዶክሜንትኹም ክተቕርቡ ትካልና ኣብ ዝሐቶ ግዜ

እተቕርቡ ምካንኩም::

13 ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቴሌፎን ቐፅሪ 0344404592 ደዊልኩም ምሕታት ትኽእሉ ምካንኩምÂ ንሕብር::

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo