ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ንኣብያተ ፅሕፈት አገልግሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ሞተር ሳይክል : ጠረጰዛታት : ስራሕቲ ሕትመት ከምእዉን መሳርሒ ፅሕፈት ዝኣመሳሰሉ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ሐፈሻዊ ሆስፒታል ዓድዋ ን 2010 ዓም ንግልጋሎት ዝተፈላለዩ መሳርሒታት ደንቢ ክዳን: ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ማይ ን ህንፃ : ፅገና ኤሌክትሪክን : ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት :ዝትፈላለዩ :መሳርሒ ፅሬት : ዝተፈላለዩመሳርሒ ሕትመትን ዝተፈላለዩ መጣዓዓምቲ ምግብን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን ንዝተፈላለዩ ሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ፅሬት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳድር ክዕድግ

ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨዉ ንሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሬት : ስቴሽነሪ : ናይ መኪና ኣቅሑ : ኤሌክትሮኒክስ : ደንቢ ክዳን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑት : ፅሕፈት መሳርሒ: ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑትን ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቆሒታት እተማልኡ ንክትጫረቱ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ፀለምቲ ንዝተፋለዩ ሴከተራት ዝዉዕል ብመደበኛ መንግስታዊ በጀትን ብገበርቲ ሰናይ በጀትን መሳርሒ ፅሕፈት :መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና: ጎማ መኪናን ባትሪን : ስራሕቲ ሕትመትን ክዕድግን ከስርሕን ይደሊ

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሕርሻ ዉቅሮ ን2010 በጀት ዓመት ንምምሃረ ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕል ቀወምቲን ሃለቅንት ንበረታት መሳርሒ ፅሕፈት : መድሃኒት እንስሳ : ናዉቲ ሕክምና እንስሳሰ: ፀረ በልዕ :ኤሌክትሪኒክስ :ናዉቲ ፅሬት : መሳርሒ ህንፃ : ናዉቲ ስፖርት: ኣቅሑት ኤሌክትሪክ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ማእከል ቤት ህንፀት ዓድዋ ኣብ 2010 ዓም በጀት ዓመት ብዝተበጀተልና መሰረት ንቲ ቤት ፅሕፈት አገልግሎት ዝዉዕል መሳርሒ ህንፃ :መሳርሒ ፅሕፈት :ኣቅሑት ፅሬት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮሌጅ ሕርሻ ሽረ እንዳስላሴ መሳርሒ ፅሕፈት : ኤሌክትሮኒክስ :ኣቅሑት ቢሮ: ናዉቲ ፅሬት :ኣቅሑት ኤሌክትሪክን : ናዉቲ ትምህርቲ : ናዉቲ ሕርሽ : መድሓኒትን እንስሳን :መሳርሒ ኣቅሑት ቤተ ፈተነ :መሳርሒ ህንፃን ወዘተ ዝብሉ ንብረታት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ክሰርሕን ይደሊ

እንትጮ ቴክኒክ ኮሌጅ ንሓፂር ስልጠናን ንንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ኣቁሑት ኣብ 9ተ ምድብ መቂሉ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዕደጊት ክፍፅም ይደሊ