ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ወልቃይት ኣብ 2010 በጀት ዓመት ካብ መደበኛ በጀት አብ ወረድኡ ንዝርከባ ኣብያት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ናይ ፅሬት አቁሑት: ኤለክትሮኒክስ :አቁሑት ቢሮ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ሮቢንስን ኣብ 2010 ዓም መሳርሒ ፅሕፈት አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮለጅ መምህራን አመራርሐ ትምህርትቲ ዓድዋ ንምምሃር ምስተምሃር ዘገልግሉ ኬሚካላት ኣቅሑት ፈርኒቸር : ኣቅሑት ኤሌትሮኒክስን ኣይስቲን : ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ዕጥቂ ስፖርት : ኣቅሑት ህንፃን ኤሌክትሪክን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ንቤት ፅሕፈት ወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕል ሞተር ሳይክል :ኮምፒተርን ኮምፕተር ተንከፍን : ፅሕፈት መሳርሒ: ፅሬት አቁሑት :ሞተር ሳይክል ስፔር :ሕትመት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ንኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ክልል ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሕንጣሎ ወጅራት ናይ ዝተፈለላዩ ሴክተራት ናዉቲ ቤት ዕዩ መሰርሒ : ፅሕፈትን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒታት ብግልፂ ጨረታ አጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ

ኣገልግሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ኮምፒተርን ኣቅሑት መለዋወጢ ኮምፒተርን: መሳርሒ ህንፃ : ሓፂነ መፂን ዕንፀይት : ስራሕ ሕትመት: ማሽነሪን ኤክፑመንት ሳፕላይን ከምእዉን ኣቅሑት መቃያየሪ ስራሕቲ መሳርሒ ሕርሻ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኤጀንሲ ምስፍሕፋሕ ሕብረት ስራሕ ማሕበራትን ልምዓት ዕደጋን መሳርሒ ፅሕፈት ሕትመትን አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ኮሎጅ ቴክኒክን ሞያን ንምምሃር ምስምሃር ምምሕዳር ስራሕትን ግልጋሎት ዝዉዕሉ ብግልፂ ካምፒተርን ተዛመድትን: ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ