ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ንኣብያተ ፅሕፈት አገልግሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ሞተር ሳይክል : ጠረጰዛታት : ስራሕቲ ሕትመት ከምእዉን መሳርሒ ፅሕፈት ዝኣመሳሰሉ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሽረ እንዳስላሰ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ንኣብያተ ፅሕፈት አገልግሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ሞተር ሳይክል : ጠረጰዛታት : ስራሕቲ ሕትመት ከምእዉን መሳርሒ ፅሕፈት ዝኣመሳሰሉ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎን ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል

3 ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ መረዳእታ መቅረባይነት ዘለዎን ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል

4 መረዳእታ ተወሳኬ እሴት ታክስ ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል

5 ናይ ወርሒ ጥሪ 2010 ዓም ተወሳኪ እሴት ታክስ ፀብፃብ ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል

7 ሰነድ ጨረታ ካብ 6/7/2010 ክሳብ 21/7/2010 ዓም ኣብ ዘሎ እዋን ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ከተማ ሽረ እንዳሴላሴ ምዉሳድ ይከኣል

8 እቲ ጨረታ 21/7/2010 ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 21/7/2010 ሰዓት 4:30 በዓሎም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

9 መከበሪ ጨረታ ንኤሌክትሮኒከስ 5000 ቅርሺ ንሞተር ሳይክል 3000 ቅርሺ ንኣቅሑት ቢሮ 4000 ቅርሺ ነስራሕቲ ሕተመት 3000 ቅርሺ ንመሳርሒ ፅሕፈት 3000 ቅርሺ ብጥረ ገንዝብ ወይ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ስፒኦ ከትሕዝ አለዎ

10 ኣብዚ ጨረታ ሰዓራይ ምካኑ ምስተገለፀ ብመሰረት መምርሒ ዕደጋ መሰረት ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል

11 ሰነድ ጨረታ ብንፁር ዝንበብን ስርዝ ድልዝ ዘይብሉን ናይ በዓሎም ፊርማን ማህተምን ኣብ ነብስ ወከፈ ገፅ ብምግባር ብፖስታ ዓሺጎም ከቅርብ ይግባእ

12 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙለእ ይኩን ብክፈል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

13 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344444916 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo