ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓይደር ንቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ፅሬት ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓይደር

1 ናይ ዘመን ግብሪ ዝከፈሉ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቓድ :ቲን /TIN/ : ቫት ተመዝገብቲ እዋናዊ VAT (ቫት ዲክሌር) ዝገበረን ኣብ መቕረብቲ ዝተመዝገቡ መረጋገፂ ዘቅርብን

2 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ስፐስፍኬሽን ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 29/12/2010 ዓ/ም ክሳብ 9/1/2011 ዓም ጀሚሩ ዘይምለስ ብር 50 ብምክፋል ጨረታ ሰነድ ካብ ዕደጋ ክፍሊ ምዉሳድ ይከኣል

4 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 9/1/2011 ዓም ሰዓት 8:30 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ በቲ ዕለት 9/1/2011 ዓም ሰዓት 9:00 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወኪላት አብ ዘለዉዎ ይክፈት ተዘይሃለዉን ዉን ኣብ ዉሽጢ ሳንዱቅ ዝተረከበ ፓስታ ብስርዓት ይክፈት ይግምገምን

5 ናይ ጨረታ መክበሪ ብር ንፅሕፈት መሳርሒ 5000 ንፅሬት ኣቅሑት 3000 ካብ ባንኪ ዝተረጋገፀ ብሰፒኦ ወይ ብጥረ ገንዝብ ከትሕዝ አለዎ

6 ተጫራታይ ናይ ጨረታ ሰነድ ብክልተ ፖስታ ሐደ ኦርጅናልን ሐደ ኮፒን ብዝተዓሸገ ፖስታ የቅርብ

7 ሰዓራይ ምስዓሩ ምስ ተረጋገፀ ኣብ ዉሽጢ 5 ናይ ስራሕ መዓልቲ ብኣካል ብምቅራብ ዉዕሊ ክኣስር ይክእል

8 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ እቲ ጨረታ ቡሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ኣድራሻና ዓይደር ሪፈራል ሆስፒታል ታሕታወይ በሪ ተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342419263 ደዊልካ ምሕታት ይክእሉ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo