ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ዓዲግራት ን 2011 ዓም በጀት ዓመት ንምምሃር ምስትምሃር ምምሕዳራዊ ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ህንፃ መሳርሒ : ኤሌክትሪክ ሲቲ (ኤሌክትሮኒክስ)፣ ጋርመንትን : ፅሕፈት መሳርሒ : ኮምፒዩተርን ኮምፒተር ኣክሰሰሪን ፣ ኣውቶሞቲቭን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ስለዚ ነዞም ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ዓዲግራት

1 ተወዳደርቲ ተወሳኺ እሴት ታክስ ክኮኑ አለዎም

2 ናይ ወርሒ ነሓሰ 2010 ዓ/ም ዲክለር ዝገበሩ::

3 ናይ 2010 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱን / ታክሲ መኽፈሊ ቑፅሪ /TIN NO :ቫት ተመዝገብቲ መቕረባይነት ከቕርብ ዝኽእል::

4 ተወዳደርቲ እዚ ምልክታ ካብ ዝተጋዉሐሉ ካብ ዕለት 28/01/2011 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 15/02/2011 ዓ/ም ዘይምለስ 100 ብር/ ሓደ ሚእቲ ብር/ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ካብ ዓድግራት ፖ/ቴ/ኮሌጅ ከይዲ ስራሕ ዕ/ፋ/ን/ምምሕዳር ቢሮ ቁፅሪ 12 ብምዉሳድ ንክትወዳደሩ እናዓደምና ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 15/02/2011 ዓ/ም ሰዓት 9:00 ድ/ስ ኮይኑ ጨረታ ዝኽፈተሉ ዕለት 15/02/2011 ዓ/ም ሰዓት 9:30 ድ.ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት።

ንተወሳኪ ዝርዝር ሐበሬታ ስቁ 0344-452174 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo