ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ሰላሴ ኣስገዶም ዕ/ሓሙስ ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓ/ም ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ፅሬት መሳርሒ : ህነፃ መሳርሒ : ን ናይ ኤሌክትሪክ ኣቐሑት: ናይ ኮምፒዩተር ኣክሰሰርን ኣቑሑት፣ናይ መኪና ስፔር ፓርት ኣቅሑት፣ፀፀር 00፣ናይ ኮምፒዩተር ተዛመድትን ፅገና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ፡፡ ስለዚኣብዚ ጨረታ ክተወዳደሩ ትደሊዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ዝስዕብ ሮቆሒ አማልአኩም ክትወዳደሩ ቤት ፅሕፈትና ብክብሪ ይዕድም፡፡

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ስላሴ ኣስገዶም
  • 1ናይ 2010 ዓ/ም በቢዘርፉ ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎ፡፡
  • 2ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቑፅሪ (TIN NO) ዝሐዝኩምን
  • 3 ቫት ዝተመዝገብኩምሉ ናይ ኮምፒዩተርን ተዛመድትን ፅገና፣ፅሬት ኣቑሑት ፣ፀፀር 00- ቫት ተመዝጋቢ ይዅን ተመዝጋቢ ዘይኾነ ክወዳደር ይኽእል
  • 4ኣብ መንግስቲ ንክትጫረቱ ዝተሐደሰ ናይ መቕረባይነት ሰርትፊኬት መረዳእታ ዝሐዝኩምን ኦርጀናል ንብረት ከቅርብ ዝክእልን::
  • 5ጨረታ ሰዓርቲ እንተከይንኩም ዝሰዓርኩምዎ ንብረት በቢዝምልከተኩም ብደብዳቤ ተገሊፅልኩም ዉዕሊ ካብ ዝአሰርኩምዎ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ብናይ ባዕሉ መጋዓዝያ ናብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ስለሴ ኣስገዶም ዕ/ሓሙስ ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ ንብ/ምም/ርን ቢሮ ቁፅሪ 03 ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ክተእትዉ ከምትክእሉ::
  • ብሰብ ሞያታት ኣፈቲሹ ኣታዊ ክገብር ዝክእል::
  • 6ተጫረቲ መወዳደሪ ደኩሜንትኩም ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ሽምን ኣድራሻን ዘለዎ ናይቲ ትካል ማህተምን ፌርማን ዘለዎ ኮይኑ ሓደ ኦርጀናልን ሐደ ኮፒን መነፃፀሪ ዝከዉን ብሽምዒ ብዝተአሸገ ፖስታ ነዚ ጨረታ ተባሂሉ ኣብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ስለሴ ኣስገዶም ዕ/ሓሙስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምም/ር ቢሮ ቁፅሪ 03 ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ክተእትዉ ከምትክእሉ::
  • 7ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ዋጋ ዘይምለስ 30.00 ብር ንሕድሕደ ሎት በቢ ዝምልከቶም ካብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ስለሴ ኣስገዶም ዕ/ሓሙስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምም/ር ቢሮ ቁፅሪ 03 ዘርፊ እናኸፈልኩም ካብ ዕለት 23/01/2011 ዓ/ም- 13/02/2011 ዓ/ም ክሳብ ሰዓት 11:00 ምሸት እናመፃእኩም ክትወስዱ ትክእሉ::
  • 8እቲ ጨረታ ዕለት 14/02/2011 ዓ/ም ልክዕ 4:00 ቀትሪ ተዓፅዩ ሰዓት 4:10 ቀትሪ አብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ /ስለሴ ኣስገዶም ዕ/ሓሙስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረክብሉ ይክፈት
  • 9ተጫረቲ በቢ ዝምልከቶም ዘርፊ ናይ ጨረታ ዉሕስና መኽበሪ ንህንፃ መሳርሒ ብር 4000.00: ንፅሕፈት መሳርሒ 3000.00: ንፅሬት ኣቁሑት 1000.00፣ ኤሌክትሪክ ኣቁሑት ብር 2000 ፣ንኮምፒዩተር ናይ ኮምፒዩተር ኣክሰሰርን 3000.00 ፣ንመኪና ስፔር ፓርት ብር 2000.00፣ ንኮምፒዩተር ተዛመድትን ፅገና ብር 1000.00 ፣ንፀፀርን 00- ብር 1000.00 ብ CPO ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ይግባእ
  • 10ትካልና መጠን ዝግዛእ ንብረት 20% ክዉስክን ወይ ክቅንስን ዝክእል ምኮኑ::
  • 11ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ኮነ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ ::
  • ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቴሌፎን ቑፅሪ 0347730211 /0920-256876 ደዊልኩም ሕተቱ::

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo