ን3ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ኣብ ከተማ ዓዲግራት ንዝርከብ ማርታ መልጠኒ ማእከል ግልጋሎት ዝውዕል 01/ሓንቲ/ ናይ መብራህቲ ጀነሬተር ኣወዳዲራ ክትዕድግ ስለዝደለየት ንክትወዳደሩ ትዕድም፤

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ

1 ናይዚ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም ኣብ 2011 ዓ/ም ዝተሓደሰን

2 ብናፍጣ ዝሰርሕ ጀነሬተር ዓቅሚ 8-10 ኪሎ ዋት ከቅርብ ዝክእል፤

3 ዘድሊ ገመድን መማልኢ ኣቅሑትን ኣማሊኡ ክገጥምን ሞኪሩ ከረክብን ዝክእል፤

4 ተጫረቲ ናይ ዝጫረትሉ ጀነሬተርን ቴክኒካሊን ፋይናንሻልን ነኒበይኑ ዶክመንት ሓደ ኦርጂናል ክልተ ቅዳሕ ጨረታ ሰነድ ናይ ስራሕ ንግዲ ስራሕ ፍቃድ፣ ንግዲ ምዝገባ ምስክር ወረቐት ቫት ወይ ቲኦቲ ምዝገባ ሰርቲፊኬትን ኣማሊኡ ከቅርብ ዝክእል፣ ዝሕዞ ነጥቢ ቴክኒካል 40፡60 ይከውን፡፡

5 መከበሪ ጨረታ ብር 10000.00 ብሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል፤

6 ቀረብ ብዝወፀ መዘርዝር መሰረት ከቅርብ ዝክእል፤

7 መከበሪ ውዕሊ 7 ሚኢታዊ ከትሕዝ ዝክእል፤

8 መቅረቢ ካብ ውዕሊ ዝኣሰረሉ ኣብ ውሽጢ 15 መዓልቲ ከቅርብ ዝክእል፤

ክጫረት ዝደሊ ኣካል፤

1 ናይ ጨረታ ሰነድ ብብር 40.00 ከፊሉ ክወስድ ዝክእሉ፤ ሰነድ ጨረታ ካብ መቐለ ዋናን ቤት ፅሕፈት ማደኣት ቁፅሪ 19 ፋይናንስ ዕ/ንብረት ምም/ር ከወስድ ይክእሉ፤

2 ዝተመልአ ሰነድ ብዝተዓሸገ ፖስታ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ማደኣት መቐለ ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ይኣቱ፤

3 ጨረታ ሳንዱቅ ክፍቲ ኮይኑ ዝፀንሓሉ ካብ ዝወፀሉ ካብ ዕለት 05/07/2011 ክሳብ 13/07/2011 ዓ/ም ይከውን፤

4 ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 13/07/2011ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 8፡30 ሰዓት ኮይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 13/07/2011 ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈትና ዝክፈት ይከውን፤

5 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል ኣለዎ፤

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo