ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ን/ምምሕዳር ንብረትን ወረዳ ጧንቋ ኣበርገለ ናይ 2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ንኣብያተ ፅሕፈት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ኣቁሑት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ወረዳ ጣንቋ አበርገለ

1 በቲ ዘፈር ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ፣ ቲን ናምበር ፣ናይ መቅረባየነት ወረቀት፣ ተወሳኪ ስቴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ፣ ወርሓዊ ሒሳብ ዘፍለጥኩምሉ መረዳእታ ቅዳሕ ክተቅርቡ እትክእሉ ፣

2 ንሕድሕድ መረዳእታ ዋናን ቅዳሕን ብክልተ ዝተፈላለዩ ፖስታ ተዓሺጉ ክተቅርቡ እትክእሉ ፣ ንአቁሑት ቤት ዕዮ ቫት ዝትመዝገቡን ዘይተመዝገቡን ክወዳደሩ ይክእሉ

3 ሰነድ ጨረታ እዚ ምልክታ ካብ ዝተቀለሐሉ 08/07/2011 ዓ /ም ጀሚሩ ንተከታተሊ 15 መዓልቲ ዝፀንሕ ኮይኑ ንነፍስወከፍ ሰነድ ዋጋ ዘይምለስ 50.00 ቅርሺ ብምክፋል ካብቲ ቤት ፅሕፈት ክፍሊ ቁፅሪ 8 ክትወስዱ ትክእሉ።

4 እቲ ጨረታ 17/07/2011 ዓ.ም ሰዓት 3፡30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:00 ተጫረቲ ወይንድማÂ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ጧንቋ ኣበርገለ ክፍሊ ቁፅሪ 8 ዝክፈት እንትከዉን 5 ሰዓርቲ ሰዓራየነቶም ምስተፈለጠ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስሩ ይግባእ።

6 ጨረታ ንምስታፍ ንዝኮነ ነጋዳይ ክፍቲ ኮይኑ ጨረታ ብቀንቀ ትግርኛ መሊኡ ክቀርብ አለዎ::ነዚ መተግብሪ ዝወፀ መምርሕን ብዝእዝዞ መሰረት ዝፍፀም ኮይኑ ኣብዚ ዝሰፈረ ምስ አዋጅ መምርሕን ዝጋነፍ ቃል ከም መምርሒ ኮይኑ አየገልግልን፤

7 መክበሪ ጨረታ ንዝምልከት ንነፍስወከፍ ዋጋ ማለት እዉን ንመሳርሒ ፅሕፈት 5000.00 ሽሕ ቅርሺ፣ ንሕትመት 2000.00 ሽሕ ቅርሺ፣ ንኤሌክትሮኒክስ 3000 ሽሕ ቅርሺ ፣ንኣቅሑ ፈርኒቸር 5000.00 ሽሕ ቅርሺ ፣ኣቅሑ ፅሬት 2000.00 ሽሕ ቅርሺ፣ ንኣቅሑ መለዋወጢ ሞተራት 5000.00 ሽሕ ቅርሺ፣ ንኣቅሑ ዕጥቂ ስፖርት 1000.00 ሽሕ ቅርሺ ከትሕዙ ዝክእሉ፤

8 ቤት ፅሕፈትና 20 ሚኢታዊ ናይ ምውሳክ ወይ ምቅናስ መሰል ኣለዎ፡፡

9 እቲ ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344-220126 ወይ 0344-220069 ደዊልኩም ምሕታት ትክእሉ፤

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo