ማእከል ምርምርን ሕርሻን ኣበርገለ ኣብ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ትሕት ኢሎም ዝተዘርዘሩ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓብይ ዓዲ አብ በጀት ዓመት 2012 ዓ/ም ን ከተማ ዓ/ዓዲ ግልጋሎት ዝዉዕል ፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፣ ጀነሬተራት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ /ማረት/ ናይ ኤሌክትሪካል ጀነሬተር ዲዝል ጀነሬተር ሚክሰር ዋተር ፕምፕን ሳላር ፓነልን ( Electrical Genretror , Disel Generator,Mixer Water Pump & solar Panal ) ብጨረታ አወዳዲሩ ንምዕዳግ ትደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ሓዉዜን ንዝተፈላለያ ንዝተፈላዩ ሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቅሑ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኤጄንሲ ማዕድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሰ ናይ ቆጠብቲ እቶናት ባሕላዊ ምድጃ ብፕሮፎርማ ምልክታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደልይ ክትወዳደሩ ይዕድም

Ethiopian Catholic Church – Social and development Coordinating office Of Adigrat Branch Mekelle Sub Branch invites bidders for the supply and installation of solar power equipment with full accessories including fence construction and pipeline extension in intervention sites of Graid and Guba kebelles in Abala woreda of Afar region 75-80 after approval of the lega criteria described hereunder

ዞባ ምዕ/ማእ/ቤት ፍርዲ ምድብ መጋባእያ ሑመራ ኣብ 2012ዓ/ም ዘበን በጀት ናይ መኪና ስፔር፣ ናይ መኪና መገየየፂ፣ ናይ ሳይክልን ጎማን ካላማደርያን ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

ማእከል ቤት ህንፀት ኣክሱም ንቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ስራሕቲ ዝዉዕሉ ናይ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ፅሕፈት መሳርሒ፣ ኣክሰሰሪ ማሽነሪታት ፣ ፅሬት መሳርሒ፣ ህንፃ መሳርሒ፣ ዎርክ ሾፕ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ንቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሞተር ሳይክል ኣቁሑት ብፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ኣወዳደዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ሎት 1 ፅገና ግሪን ሃዉስን ስራሕቲ ዝርገሐ መስመርን ምግጥጣምን ኣብ ሑመራን መቐለን ሎት2 ካብ ሓፀን ዝስራሕ መቀመጢ ግሪን ሃዉስ ከስርሕ ስለ ዝደሊ ብግልፂ ጨረታ ክትወዳደሩ ይዕድም