ሆስፒታል መቐለ ኣብ በጀት 2012 ኮንቲነር ንምስራሕ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ በዚ መሰረት ካብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ኣብ ቢሮ ጉ/መ/ስ ትግራይ ማእከል መሰልጠኒ ኣትሌቲክስ ማይጨዉ ን ያምሃ ሞተር መቀያየሪ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ንክትወዳደሩ ንዕድም

ኣብ ቤት መሰረት ልምዓት ከተማ መቐለ መቀለ ዝርከብ ቢሮ ፀጥታ ዞባ መቐለ ኣብ 2012 ዓም በጀት ዓመት ኣብ ልዩ ሓይሊ መንበሪ ዝስራሕ ሸድ ንምስራሕ ይደሊ

ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ዝኽፈል /PERKINS/ ዝዓይነታ ጀነሬተር ብባዓል ሙያ ሰርቢስ ምግባርን ነታ ጀነሬተር ሰርቢስ መግበሪ ዝዉዕል ንብረትን ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ኣብ ከተማ ኮረም ከባቢ ሓሸንገ ዝርከብ መካነ ሓድጊ ስነ-ጥንቲ ምፍሳስ ባሕሪ መፅለሊ /ሼድ/ ከሰርሕ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ጀነሬተር ኣቅሑት ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ቤት መዛጋጃ ከተማ ሓዉዜን ንግልጋሎት ን RTR 180CC ሞተር ዝዉዕል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኮረም ንቴክኖሎጂ ስራሕቲ ዝዉዕል ናይ መጥሓን መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ንቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሞተር ኣቁሑት ብፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ኣወዳደዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ን ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክላት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ።ክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ ነዞም ዝስዕቡ ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ረቋሒታት ክተማልኡ ይግባእ።