ዞባ ምዕ/ማእ/ቤት ፍርዲ ምድብ መጋባእያ ሑመራ ኣብ 2012ዓ/ም ዘበን በጀት ናይ መኪና ስፔር፣ ናይ መኪና መገየየፂ፣ ናይ ሳይክልን ጎማን ካላማደርያን ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

ማእከል ቤት ህንፀት ኣክሱም ንቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ስራሕቲ ዝዉዕሉ ናይ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ፅሕፈት መሳርሒ፣ ኣክሰሰሪ ማሽነሪታት ፣ ፅሬት መሳርሒ፣ ህንፃ መሳርሒ፣ ዎርክ ሾፕ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ንቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሞተር ሳይክል ኣቁሑት ብፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ኣወዳደዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ሎት 1 ፅገና ግሪን ሃዉስን ስራሕቲ ዝርገሐ መስመርን ምግጥጣምን ኣብ ሑመራን መቐለን ሎት2 ካብ ሓፀን ዝስራሕ መቀመጢ ግሪን ሃዉስ ከስርሕ ስለ ዝደሊ ብግልፂ ጨረታ ክትወዳደሩ ይዕድም

ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዮን ማሕበር ካሜራን ዝተፈላለዩ ናይ ሞተር ሳይክል ቅድሚትን ድሕሪትን ጎማ ምስ ካላማደሪያ ብግልፂ ጨረታ ክገዝእ ስለ ዝደሊ ክትጨረቱ ትደልዩ ዝስዕብ ረቃሒ ተማልኡ ክትወዳደሩ ንገልፅ

Ezana Mining Development PLC, Meli Gold mine has allocated Budget towards the cost of ff supply calcining oven

የመቀሌ ከተማ እቅድና ፋይናንስ ፅሕፈት ለ የተለያ ኣይነት ጀነሬተሮች በግልፅ ጨረታ ኣወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል።ስለዚህ በዚህ ጨረታ ለመሳተፍ የምትፈልጉ ተጫራቾች ከታች የተዘረዘሩ መስፈርቶች የምታሟሉ ከፅ/ቤታችን ሰነድ ጨረታ በመውሰድ እንድትወዳደሩ የጋብዛል።

ንኮምሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሞተር ሳይክል ኣቅሑ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

Our company Ezana mininig development PLC , meli gold mine has allocated budget towards the cost of supply of vehicles spare parts oil & lubricants procurement reference number

ኤጄንሲ ማዕድንን ኢነርጂን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሱ ናይ ቆጠብቲ እቶናት ባሕላዊ ምድጃ ብፕሮፎርማ ምልክታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደልይ ብዘርፊ ዝተዋፈርኩም ሕጋዊ ነጋዶ ዝኮንኩም ክትወዳደሩ ይዕድም