ኣብ ቤት መሰረት ልምዓት ከተማ መቐለ መቀለ ዝርከብ ቢሮ ፀጥታ ዞባ መቐለ ኣብ 2012 ዓም በጀት ዓመት ኣብ ልዩ ሓይሊ መንበሪ ዝስራሕ ሸድ ንምስራሕ ይደሊ

ኣብ ምምሕዳር ከተማ መቐለ ቤት ፅሕፈት መሰረተ ልምዓት

1 ንምስራሕ ብርኪ 9 ደቀቅቲ ትካላት / ናይ ማሕበራት ብግልፂ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ

2 ተጫረቲ ኣብቲ ጨረታ ንምስታፍ እዞም ዝስዕቡ ዝተገለፁ ረቂሒ ከማልኡ አለዎም

1 ናይ 2012ዓም ዝተሐደሰ ብቤት ፅሕፈት ልምዓት ደቀቅትን ኣናእተይን ንግዲ ትካላት ዝተዉሃበ ብርኪ ትካል ምስክር ወረቀት ናይ ንግዲ ምዝገባ ምስክር ወረቀትን ንግዲ ስራሕ ፍቃድን ናይ ግብሪ ከፋሊ ምዝገባ ሰርተፈኬት ናይ ቫት ምዝገባ ምስክር ወረቀትን ናይ ዝሐለፈ ወርሒ ናይ ቫት ዲክላሬሽን

2 ተጫረቲ ኣብ ከተማ መቐለ ዝርከቡ ደቂቅ ንግዲ ትካላትን ህንፃ ኮስተራሽን ማሕበራት ምልከቶ ኮይኑ ኣብ ላዕሊ ዝተገለፀ ፕሮጀክት ክጫረቱ ይክእሉ እዩም

3 ተጫረቲ ናይቲ ዝጫረትሉ ፕሮጀክት ስራሕቲ ሳይት ካብ ዝተረከበሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 60 ተከታታሊ መዓልቲታት ሙሉእ ብሙሉእ ዛዚሞም ከረክቡ አለዎም

4 ኩሎም ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 13/04/2012 ዓም ጀሚሩ ኣብ ከይዲ ስራሕ ዝተዋደደ መሰረት ልምዓት ቢሮ ቁፅሪ 34 ኣድላይ መረዳእታታት ብምሓዝ ዘይመለስ ብር 100 ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ክወስዱ ይክእሉ እዩም

5 ተጫረቲ ናይ ዝጫረትሉ ፕሮጀክት ዋጋ ደኩመንት ሐደ ዋና ክልተ ፎቶ ኮፒ ናይኣብ ካሊእ ዓብዩ ፖስታ መሊሶም ብምዕሻግ ናይቲ ዝጫረትሉ ሽም ኣብ ልዕሊቲ ዓብዩ ፖስታ ብማርከር ብምፅሓፍን ነቲ ጨረታ ተባሂሉ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ክሳብ ዕለት 28 /04 /2012 ዓም ሰዓት 4:00 ናይ ቅድሚ ቀትሪ ብኣካል ብምምፃእ ከእትዉ አለዎም

6 ተጫረቲ ኣብቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ዝቐረቡ ቅጥዕታት ብትክክል መሊኦም ኣብ ሕድሕድ ገፅ እቲ ደኩመንት ፈሪሞምን ሓቲሞምን ቅም ሰዓብ እቲ ደኩመንት እንተይዛብዑ እቲ ደኩመንት ከምቲ ክሽየጥ እንተሎ ዝነበረ ከየጎደሉ ከቅርቡ አለዎም ዝተጎደለ ብትክልል ዘይተመለአን ቅድም ሰዓብ ዝተዛበዓን ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ጨረታ ወፃኢ የግብር እዩ

8 እቲ ጨረታ ኩሎም ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ዕለት 28/04/2012 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:30 ቅድሚ ቀትሪ ክክፈት እዩ

9 እቲ ከይዲ ስራሕ ካሊእ ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይም ድመ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

10 ተወሳኪ ሐበሬታ ናብ ቤት ማዘጋጃ ከተማ መቀለ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዝተዋደደ መሰረት ልምዓት በኣካል ብምቅራብ ወድማ ብስልኪ ቁፅሪ 0344401695 ብምድዋል ምርካብ ይከኣል እዩ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo