ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ዝኽፈል /PERKINS/ ዝዓይነታ ጀነሬተር ብባዓል ሙያ ሰርቢስ ምግባርን ነታ ጀነሬተር ሰርቢስ መግበሪ ዝዉዕል ንብረትን ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ

ማእኸል ቤት ህንፀትመቐለ

1በዚ ስራሕ ዘርፊ አዚ ናይ 2011/12ዓ/ም ዝተሓደሰ ስራሕ ፍቓድን መቕረባይነት ኮፒ ከቕርብ ዝክእል ብተመሳሳሊ ቲን መፍለዩ ቁፅሪ ዘለዎ ናይ ወርሒ ጥቅመቲ 2012ዓ/ም ዲክለር ዝገበረሉን ኮፒ ከቅርብ ዝክእል

3 ተወዳዳደርቲ ዝመልእዎ ስልዝ ድልዝ ዘይብሉ ናይ ሓደ ዋጋ ብምምላእን ናይ ተጫረቲ ንፁር ኣድራሻ ብምጥቃስ ማህታም ፌርማን ብምግባር ኣብ ዋጋ ናይ ጨረታ መምልኢ ተመልኡ ክቐርብ ኣለዎ

4 እዚ ጨረታ ካብ ዕለት 14/04/2012ዓ/ም ክሳብ17/04/2012 ዓ/ም ፀኒሑ ሰዓት 8፡30 ሰዓት 9፡00 ይክፈት

5 ሰዓሪ ዝኮነ ተወዳዳሪ ሰዓሪ ኮይኑ ምሰተነጎሮ እቲ ንበረት ኣብ ዉሽጢ ሓደ መዓልቲ ንመቀለ ቤት ህንፀት ካብ ጠቅላላ ዋጋ ዝሰዓሮ ዝክፈሎ ገንዘብ ልዕሊ 10000 ብር እንተኮይኑ ዊዝ ሆልድ ታክስ 2 ሚኢታዊት ዝከፈል ምካኑ

6 መስራ ቤቱ ዝሓሸ መመራፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ ኮይኑ እዚ ጨረታ ከም ዉዕል ኮይኑ የገልግል

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብኣካል ወይ ብስልኪ ቁፅሪ 0344411454 ምሕታት ይካኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo