ማሕበርመናአሰይትግራይንቤትፅሐፈትናግለጋሎትዝዉዕሉጎማብግልፂጨረታአወዳዲሩክገዝእይደሊ::

ማሕበርመናአሰይትግራይንቤትፅሐፈትናግለጋሎትዝዉዕሉናይ መኪና መለዋወጢ ብግልፂጨረታአወዳዲሩክገዝእይደሊ::ስለዚኣብዙይክዳደሩዝተደሊዩሕጋዉያንነዚዝስዕብረቆሒእተማልኡንዕድም::

ማእከል ምርምር ሕርሻ ሑመራ ብናይ መደበኛ በጀት ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ሕድሕድ ሎት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ሮቆሒታት ብምምላእ ተዳሓሒዙ ዝቐረበ ዝርዝር መሰረት ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ቢሮ ቑፅሪ 09 ጨረታ ሰነድ ብምዕዳግ ትጫረቱ ከምትኽእሉ ነፍልጥ::

ቤትፅሕፈትናትልምንፋይናንስንከተማመቐለንአብያተፅሕፈታትግልጋሎትዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ን2007 በጀት ዓመት ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም::ቤትፅሕፈትናትልምንፋይናንስንከተማመቐለንአብያተፅሕፈታትግልጋሎትዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ን2007 በጀት ዓመት ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም::

ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ (ማረት) ናይ ማሽን ሾፕ ስራሕቲ ብጨረታ አወዳዲሩ ክተስርሕ ትደሊ ስለዚ ክጫረቱ ዝደሊዩ ተጫረቲ በዚ ቀፂሉ ተዘርዚሩ ብዘሎ መሰረት ክወዳደሩ ዝክእሉ ምኮኖም ንሕብር::

ቢሮ ልምዓት ከተማን ንግድን ኢንድስትሪን ዘለዉኦ ተሽከርከረቲ /መካይን ን 2007 ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብ ጋራዝ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ ስለዚ ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ረቆሓታት ክተማልኡ ይግባእ