ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ተንቀሳቃሲ ሽንት ቤት ግልጋሎት ቡለኬት ተገዚኡ ንምቅራብ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ኣብዚ ጨረታ ፕሮፎርማ ትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ረቃሒ ከተማልኡ ይግባእ

ኮሌጅ ኪነ-ጥበባት ትግራይ ብሎኬት ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ደጎዓ ተምቤን ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ም ካብ ሰፋትኔት በጀት ዝተቀነሰ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርሩ ንብረታት ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ማእከል መሰልጠኒ መናእሰይ ኣግበ ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ/ም ንስልጠና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኮንስትራክሽን መሳርሒ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ።

ትካልና መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጅነሪንግ ሓላ.ዝተ.ዉ.ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብዚ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መዐቀኒታት ተማልኡ ተወደዳደርቲ ክትሳተፉ ኩባንያና ይዕድም

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቐለ ንኮስትራክሽን አገልግሎት ዝዉዕል ክረሽ / ፀፀር 001/ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቆሒታት እተማልኡ ነጋዶ ክትሳተፉ ንዕድም

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩሮም ዘለዉ ንብረታት ናይ ብሎኬት መቕረብቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ዝኽፈል ፀፀር ንቡሎኬት መስርሒ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ትካልና ፍረ ስዉኣት ኢንዱስትሪ ሓ/ዝ/ዉ/ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ጥረ ኣቅሑት አወዳዲሩ ክዕድገ ስለዝደለየ ክጫረት ዝደሊትካል ካብዙ ንታሕቲ ብዝተቀመጠ ዝርዝር መሰረት ናይ ሐደ ዋጋ መሊኡ ከቅርብ ይግባእ

ቢሮ ፀጥታ ምምሕዳር ብ/ክ/መ/ትግራይ ን 2011/12ዓ/ም በጀት ዓመት ንቢሪኡ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኣብያተ ህንፀት ዝተፈላለዩ ንብረታት ንመሰልጠኒ ዝከዉን ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ከእድግ ስለዝደለየ ዝርዝር ካምዝስዕብ ይከዉን