ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ደጎዓ ተምቤን ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ም ካብ ሰፋትኔት በጀት ዝተቀነሰ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርሩ ንብረታት ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ወረዳ ደጉዓ ተምቤን

1 ቲን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዝተሓደሰ መቅረባይነት

2 ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 13/02/2012ዓ/ም ክሳብ 19/02/2012ዓ/ም ይፀንሕ

3 ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ 19/02/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ይክፈት

ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 43 39 00 12 /03 43 39 04 02

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo