ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቐለ ንኮስትራክሽን አገልግሎት ዝዉዕል ክረሽ / ፀፀር 001/ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቆሒታት እተማልኡ ነጋዶ ክትሳተፉ ንዕድም

ኮሌጅ ፖሊቴክኒክ መቐለ

1 ናይዚ ዘመን በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

2 ናይ ግብሪ ከፋለይ ቁፅሪ /TIN/ ዘለኩም

3 2% ዊዝ ሆልዲንግ ክከፍል ዝክእል

 4 ናይ ደኣንት ሰርተፊኬት ዘለኩም

5 እዚ ፕሮፎርማ ጨረታ ተባሂሉ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቐለ መሰረት ካምፓስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስ ንብረት ምም/ር ቢሮ ቁፅሪ 08 ካብ 29/1/2012 ዓም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 03/02/2012 ዓም ሰዓት 11:00 ብምዉሳድ ኣብ መወዳደሪ ደክመንትኩም ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ነዚ ጨረታ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ምእታዉ ይክእሉ

6 እቲ ጨረታ ዕለት 04/2/2012 ዓም ልክዕ ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3:30 ኣብ ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቐለ መሰረተ ካምፓስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስ ንብረት ምም/ር ቢሮ ቁፅሪ 08 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት ተወዳደርቲ ብዘይምርካቦም ጨረታ ምክፋት ኣይተኣጎጎልን

7 ሰዓራይ ምስተፈለጠ ካብቲ ዝተገለፀልኩም እዋን ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ከቅርብ ዝክእል

10 ኮሌጅና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

11 ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ እዋን ዉሽጢ ዕዳጋ ፈፃሚ አካል ኦርጅናል ደኩመንት ክተቅርቡ እነተዘዚዙ ክተቅርቡ ምካንኩም ክትፈለጡ ይግባእ

12 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዘ ጨረታ ፕሮፎርማ ካብ ዝክፈተሉ ዕለት ጀሚሩ 7ተ ኣብ ዉሽጢ ስራሕ መዓልቲ ይከዉን

13 ኣብ ጨረታ ቅጥዒ ካብ ስፔስፈኬሽን ወፃኢ ምፅሓፍ ኣይፍቀድን

14 ንዝበለፀ ሐበሬታ ብቴሌፎን ቁፅሪ 0344404592 ደዊልኩም ምሕታት ትክእሉ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo