Messebo Cement Factory PLC. (MCF PLC) invites eligible Different Building Construction, & Tool Materials. (32 Line Items),Different Tyres & Inner Tubes. (11 Line Items) , Stainless Steel Plates. (5 Line Items) ,Acid and Chemical (2 Line Items),ifferent Battery (4 Line Items)

Messebo Cement Factory PLC (MCF PLC) invites eligible bidders for the supply of Different Building Construction Materials Workshop Materials. Auto garage consumable & Electrical Supplies and (White cast iron rod & Steel Rod)

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ናይ ብሎኬት መቅረብቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ምም/ርን ወረዳ ጣንቃ ኣበርገለ ንዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዉ ወረዳና ዝቐረበ ናይ ኢንዱስትሪያል ማተርያል ኦርጅናል ግልጋሎት ክህብ ዝኽእል ካብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ም/ዉሕስና ንስራሕ መሳለጢ ዝዉዕል ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ክዕድግ ይደሊ

ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ /ማረት/ ናይ ህንፃ መሳርሒ (Construction materials)ኣቁሑ ብጨረታ አወዳዲሩ ንምዕዳግ ትደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ሴፍትኔት ቤት ፅሕፈት ሕ/ገ/ልምዓት ግልጋሎት ዝዉዕል ሓሸዋን ፀፀርን ብፕሮፎርማ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ወንበርታ ን ሴከተራት ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ ኢ/ማተሪያልን ፣ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ናይ ማይ መቀያየሪ ኣቅሑት ፣ ብሎኬትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

ማእከል ቤት ህንፀት ሽረ ደጋፊ ከይዲ ስራሕን ንብረት ምምሕዳርን ፣ ንገዛዉቲ መሳርሒ ዝዉዕል ፣ ህንፃ መሳርሒ፣ ሳይክል፣ ጎማ መኪና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኣብ ከተማ መቐለ ላጪ ዝርከብ ማሕበር መቐለ ህንፃ መሳርሒ ዕደጋ ማእኸል ዓሰርተ ሎት ዝሓዘ ናይ ህንፃ ፕሮጀክት ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት መፅዐኒን መራገፊን ሓዊሱ ማተርያል ምቕራብ ኣብ መቐለ ከተማ ንህንፀት ዕደጋ ማአኸል ዝኾኑ ፅርዮቶም ዝሓለዉ ናይ ኮንስትራክሽን ማተርያል ማለት እዉን ፀፀር፣ ሓሸዋ ፣ቴንዲኖ፣ ብረት ኣወዳዲሩ ክዕድግ የደሊ

ትካልና መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጅነሪንግ ሓላ.ዝተ.ዉ.ማሕበር ኣብ መሶቦ ዘሎ ፕሮጀክት ግልጋሎት ዝዉዕል ቡሌኬት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብዚ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መዐቀኒታት ተማልኡ ተወደዳደርቲ ክትሳተፉ ኩባንያና ይዕድም