ትካልና ፍረ ስዉኣት ኢንዱስትሪ ሓ/ዝ/ዉ/ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ጥረ ኣቅሑት አወዳዲሩ ክዕድገ ስለዝደለየ ክጫረት ዝደሊትካል ካብዙ ንታሕቲ ብዝተቀመጠ ዝርዝር መሰረት ናይ ሐደ ዋጋ መሊኡ ከቅርብ ይግባእ

ፍረስዉኣት ኢንዳስትሪ ኃ.የተ. የግ .ማ

1 ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት ካብ 24/01/2012 ዓም ክሳብ 29/01/2012 ዓም

2 ተጫረቲ ዘይምለስ 50 ብር እናከፈልኩም ነዙይ ዝተዳለወ ሰነድ ካብ ትካልና ትካልና ፍረ ስዉኣት ኢንዱስትሪ ሓ/ዝ/ዉ/ማሕበር ካብ ፋይናንስ ክፍሊ ቢሮ ቁፅሪ 2 ክትወስዱ ትክእሉ ምካኑ ንገልፅ

3 መወዳደሪ ደኩሜንት ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ቢድ ቦንድን ብዝተዓሸገ ፖስታ ናይቲ ተጫራታይ ሽምን ኣድራሻን ፌርማን ክህልዎ ይግባእ

4 ሰዓራይ ተባሂሉ/ላ ካብ ዝተገለፀ ዕለት ጀሚሩ /ራ ድሕሪ 2ተ ናይ ቅሬታ መዓልቲ ኣብ ዉሽጢ 2ተ መዓልቲ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ሰራሕተኛታት እቲ ንብረት ኣብቲ መጫረቲ ትካል መጋዝን ከረክብ ዝክእል/ እትክእል

5 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዉሕስና መክበሪ ብር 20000 / ዒስራ ሽሕ ብር / ብጥረ ገንዝብ ወይ ስፒኦ ወየ ባንኪ ዝተረጋገፀ ዉሕስና ከቅርብ ዝክእል / እትክእል

6 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 29/1/2012 ዓም ሰዓት 3:30 ጨረታ ዝክፈተሉ ድማ በቲ ዕለት ንሱ ሰዓት 4:00 ምካኑ እናፍለጥና እቲ ጨረታ ሰነድ ኣብ ትካልና ዝርከብ ጨረታ አታዊ ክገብር ይግባእ

7 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም እንተዘይተረኪቦም እቲ ጨረታ ንምክፋት አይተዓናቐፈን

8 ትካልና እቲ ጨረታ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ በሙሉእ ኮነ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ

1 ናይ 2012 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፈቃድ

2 ቫት ተመዝገብቲ ምካኖም መረጋገፂ ከቅርብ ዝክእል

መተሓሳሰቢ ፅሬቱ ዘይሐለወ ንብረት ዘይንቅበል ምካናን እቲ ዝበፅሕ ኪሰራ መቅረባይ ሓላፍነቱ ዝወስድ ምካኑ ነተሐሳሳብ

ዝርዝር ጨረታ ካብቲ ደኩሜንት ይረኣዩ  

ንዝብለፀ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 091403 48 20 / 0914727888

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo