ጥላሁን ይግዛዉ ቴክኒክን ሞያን መሰልጠኒ ማእኸል ኮሌጀ ዝተፈላለዩ ኣቕሑት ብግልፂ ጨረታ ኣብ ናይ 2007 ዓ/ም በጀት ዓመት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ ትደሊዩ ሕጋዊያን ነጋዶ ዝስዕብ ረቆሓ ክተማልኡ ይግባእ::

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኮረም ንምምሃር ምስትምሃርን ምምሕዳር ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዐሉ ብግልፂ ጨረታ ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ንብረት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ቢሮ ትልሚን ፋይናንስን ኣብ 2007 በጀት ዓመት 2 ይ ዙር ዕዳጋ ዝተፈላለዩ ንብረት ብምድብ/ LOT/ መቒሉ ማለተ እዉን

ቢሮ ትልሚን ፋይናንስን ኣብ 2007 በጀት ዓመት 2 ይ ዙር ዕዳጋ ዝተፈላለዩ ንብረት ብምድብ/ LOT/ መቒሉ ማለተ እዉን

ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ኣብ ናይ 2007 ዓ/ም በጀት ዓመት 3 ይ ዙር ዕዳጋ ዝተፈላለዩ ንብረት ብምድብ / LOT/ መቒሉ ማለት እዉን::

ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ /ማረት/ ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ብሎኬት (Halllow Block Concrete 20cm * 20cm * 40cm Material) ናብ ዝተፈላለዩ ወረዳታት ሰሪሕካ ምጎዕዓዘ ትደሊ:: ስለዚ ክጫረቱ ዝደሊዩ ተጫረቲ በዚ ቀፂሉ ተዘርዚሩ ብዘሎ መሰረት ክወዳደሩ ዝክእሉ ምኮኖም ንሕብር::

ዉቅሮ ማእኸል ህንፀት ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ንብረት : ሞራለን ወራጅን ባህርዛፍ : ብረት ዓራትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ::

ማእኸል ምርምር ሕርሻ ኣላማጣ ንማእኸሉ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ኣቕሑት መሰረት ብምግባር::

ኣብ ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ት ፋይናንስን ንቤት ፅሕፈት ከተማ ልምዓት ከይዲ ስራሕ ፅሬትን ፅባቐን ኣብ 2007 ዓ/ም አብ ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ኣብ ከባቢ መናሃርያ ኣፍ ደገ ዝርከብ ሚድያ ሙሉእ ክንክን ተኸላን ዝግበረሎም ጎደናታት ስራሕቲ ግሪነሪ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሰርሕ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም::

ቤትፅሕፈት ፕላንን ፋይናንስን ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ ኣብ በጀት ዓመት 2007 ዓ/ም ኣብ ወረዳና ብቤት ፅሕፈት ሃ/ማ/ማ/ ኢነርጅን ኣብ ጣብያ ሓየሎምን ደብረፅዩንን ኣብርሃ ኣፅብሃን ንዝስርሑ ናይ ሓባር ዒላታት ብግልፂ ጭረታ አወዳዲሩ ብኤክስካቫተር ምኩዓትን ምስራሕን ይደሊ::