ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ንዝተፈላለዩ ንብረት ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ

ምድብ 1 ፕሪንተር :ላፕቶፕን :መትሐዚ ላፕቶፕ ሌዘር ቦርሳን

ምድብ 2 አቁሑት ህፃናት ማለት እዉን ኢንዶር ጌምስ/Indoor games/

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ ኮይኑ ናይ 2008 ዓ/ም ፍቃድ ንግድን ናይ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር ዘሐደሰን

2 ኣብ ተወሳኬ እሴት ታክስ ዝተመዝገበን መለለይ ቁፅሪ ገበርቲ ክፍሊ ዘለዎ ኮይኑ ንኩሉ መረዳእታ ዘቅርብ ናይ ወርሒ ሚያዝያ ሒሳብ ዘፍለጠሉ መረዳእታ

3 መከበሪ ጨረታ ንምድብ 1 3000 /ሰለስተ ሽሕ/ ቅርሺ Â ንምድብ 2 5000 ቅርሺ ብስፒኦ ዘትሕዝ

4 ሰዓራይ ጨረታ ዉዕሊ ምስእሰረ ኣብ 30 መዓለቲታት ናብ ዕቀባ ቢሮ ትምህርቲ ብናይ ቢሮ ትምህርቲ በዓል ሞያ አረጋጊፁ ዘረከብ ክከዉን አለዎ

5 ተጫራታይ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 30 ቅርሺ ምክፋል ምልካታ ካብ ዝወፀሉ 26/09/2008 ክሳብ 10/10/2008 ሰዓት 8:00 ምዉሳድ ይከኣል

6 እቲ ጨረታ10/10/2008 ሰዓት 8:45 ተዓፅዩ ሰዓት 9:00 ኣብ ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ፈፃሚ ዕዳጋ ይክፈት

7 እቲ ቢሮ ዝሐሸ አማራፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳከኪ ሓበሬታ ብስልኪቁፅሪ 0344403477 ወይ ከዓ ብኣካል ቀሪብካ ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo