ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስረሕቲ ማይ ትግራይ ካብዙይ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደልይ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕ ማይ ትግራይ

ሎት ቁፅሪ

     ዝርዝር

መብርሂ

1

ፀፀር

Â

2

 ቶታል ስቴሽን

Â

3

 አቁሑት ኮንስትራክሽን

Â

4

ዴስክቶፕ ኮምፒተር ላፕቶፐ ፕሪንተር

Â

5

ንማይ ካዕቲ ዘገልግል ፈሳሲ

Â

  Â
  Â

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግቦኦም ረቑሒታት

  1. Â ናይ 2008 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም::
  2. Â ንኹሎም ሎት ቫት ተመዝገብቲ ዝኾንኩም : ቲን መለለይ ቁፅሪን Â ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀትን ዘለኩም::
  3. Â ናይ ጨረታ ዝርዝር ሰነድ ንሕድሕድ ሎት ዘይምለስ ብር 100.00 (ሐደ ሚኢቲ ብር) ብምክፋል አብ ከተማ መቐለ አጂፕ ጥቃ ካብ ዝርከብ ቤት ዕዪና ቢሮ ቁፅሪ 102 ብምዉሳድ ክትጫረቱ ንዕድም::
  4. Â ናይ ጨረታ ዉሕስና መክበሪ ንፀፀር 10,000 ቅርሺ ብሲፒኦ ወይድማ ብባንኪ ዉሕስና ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ አለዎ::ንቶታል ስቴሽንÂ ንማይ ካዕቲ ዘገልግል ፈሳሲ 20,000 ቅርሺ ብሲፒኦ ወይድማ ብባንኪ ዉሕስና ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ ንበይኑ ብዝተዓሸገ ፖሰታ ከትሕዝ አለዎ::ንተወሳኪ ድማ ቴክኒካል መረዳእታ ዋናን ቅዳሕን ፋይናንሻል መረዳእታን በበይኖም ከቅርቡ ኣለዎም
  5. ንአቁሑ ኮንስትራክሽን 10,000 ቅርሺ ብሲፒኦ ወይድማ ብባንኪ ዉሕስና ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ አለዎ::ንዴስክቶፐ ኮምፒተር ላፕቶፕ ፕሪንተር 10,000 ቅርሺ ብሲፒኦ ወይድማ ብባንኪ ዉሕስና ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ አለዎ::
  6. Â ተጫረቲ ዝመልእዎ ጨረታ ሰነድ ብዝተዓሸገ ፖስታ ከቕርቡ አለዎም::
  7. ሎት ሓደ ንፕሮጀክት ዓዲ ቀይሕ ዝርከብ …..
  8. ንሎት 2, 3 ,4 ,5 ዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጋዕዝያ ናብ መቀለ ዝርከብ መክዝን አታዊ ይገብር
  9. Â ጨረታ ሳንዱቅ ዕለት 8 ሰነ 2008 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ናይ ንጉሆ ተዓሽጉ አብዚ ዕለት እዙይ ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወኪላቶም አብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት ሕጋዊ ወኪላቶም እንተዘይተረኸበዉን ናይቲ ጨረታ መስፈርት ክሳብ ዘማልኡ እቲ ጨረታ ይኽፈት::
  10. Â ቤት ዕዩና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ እዚ ጨረታ ሙሉእ ብሙሉእ ወይ ድማ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቑፅሪ ስልኪ 0344 407761 ምድዋል ይከኣል::

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo