ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ዝዉገዱ ንብረታት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዉገድ ይደሊ

ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ

1 ካብ ዕለት 22 - 30/09/2008 ዓም ጀሚሩ ሰነድ ጨረታ ክትወስዱን እቲ ንብረት ክትሪኡን ትክእሉ

2 እቲ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 30/09/08 ዓም ሰዓት 8:00 ተዓሺጉ ተጫራታይ ወይ ሕጋዊ ወኪላት ብዘለዉሉ ዕለት 30/09/2008 ዓም ሰዓት 8:30 ኣብ ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ 1ይ ፎቅ ቁፀሪ 105 ይክፈት ተጫራታይ ወይ ወኪላት እንተዘይቀሪቦም እዉን ዝክእት እዩ

3 ካብ ተወዳደርቲ ሰዓራይ ምስ ተነፀረ ኣብ 5ተ መዓልቲ እቲ ንብረት ከልዕልን ገንዝብ አታዊ ክገብር ዝክእል

4 ዋጋ ዝምላእ አብቲ ቢሮ ዘቀመጦ ዓይነት ዝርዝር ነፀላ ዋጋን ጠቅላላ ድምርን ከቀምጥ ዝክእል

5 እዚ ጨረታ ሰዓራይ ኣብ ዝምረፀሉ አናላሲስ ኣብ ዝሰርሐሉ እዋን ብጠቅላላ ድምር ይኸዉን

6 ኤጀንሲና ኣብ ዘዉፀኦ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

7 ናይ ተወዳደርቲ ሽምን ፊርማን ዕለትን ክዓርፎ አለዎ

ኣድራሻና ንርከበሉ ቦታ መርሲ ፊል ትምህርትን ቤት ጎኒ

ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ስቁ 0344 40 28 60 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል እዩ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo