ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ዝተፈላለዩ ዓቐን ዘሎዎም ናይ ማይ ትቦታትን መገጣጥምን : ናይ ኤሌክትሮኒክስ ንብረታትን : ኤሌክትሪክ ንብረታት : ፅሕፈት መሳርሒ ከምኡ እዉን ናይ ፈርንቸር ንብረት ብዝወፀ ስፐስፌክሽን መሰረት ካብ ሕጋዉያን ሰብ ሙያ መቕረብትን ሰብ ንብረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ዝስዕብ ረቆሒ እተማልኡ ሰብ ሙያ ሕጋዉያን መቕረብትን ሰብ ንብረትን ኣብቲ ዝተዳለወ ናይ ግለፂ ጨረታ ሰነድ ክትሳትፉ ትኽእሉ::

ዝተፈላለዩ ዓቐን ዘሎዎም ናይ ማይ ትቦታትን መገጣጥምን : ናይ ኤሌክትሮኒክስ ንብረታትን : ኤሌክትሪክ ንብረታት : ፅሕፈት መሳርሒ ከምኡ እዉን ናይ ፈርንቸር ንብረት ብዝወፀ ስፐስፌክሽን መሰረት ካብ ሕጋዉያን ሰብ ሙያ መቕረብትን ሰብ ንብረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ

ኣገልግሎት ዝዉዕል መኪና ስፔር ብግልፂጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኣብቲ ቢሮ ንዝርከባ ከይዲ ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ሎት ሓደ መሳርሒ ህንፅ ሎት ክልተ ንብሄራዊ ፈታና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ቅጥዕታት ምሕታምን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ከሕትምን ስለዝደሊ ዝስዕብ ረቀሒ እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ኣብ ቤት ዕዩኡ ንዝርከባ ከይዲ ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ሎት ሓደ ጎማን ባትርን መካይን ሎት ክልተ መለዋወጢ ኣቁሑት መካይን ብግልፂ ድጋሚ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ስለዝደሊ ዝስዕብ ረቀሒ እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ሐደ ማእከል ዕደጋ ኣብ ከተማ ዕዳጋ ሓሙስ ኣብ በጀት 2008 ዓ/ም ከስርሕ ስለ ዝደሊ

ንቤት ትምህርቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒታት : ናይ ኤሌክትሮኒክስን : ከሚካላትን ብግልፂ አወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ

ኣብ 2008 በጀት ዓመት ንቲ ቤት ህንፀት ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሕታት ህንፃ መሳርሕታት ፅሕፈትን ካልኦት

ናይ ትካልና መንገዲ ስራሕ ንምስራሕ ሰብ ሞያ አዋዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ንግልጋሎት ምምሃር ምስትምሃር እቲ ትካል ዝዉዕሉ መሳርሕታት ህንፃ ኣቁሑት ኤለክትሪክ ኣቁሑት ኤለክትሮኒክስ ፣ኣቁሑት ስቴሽነሪ ኣቁሑት ፅሬትን