ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን መሓሪ ፀጋይ ኣፅቢ አቁሑት ኤለክትሮኒክስ መሳርሒ ፅሕፈት ቦርዲንግ ኤለክትሪካል ኢንስታሌሽን አቁሑት መሳርሒ ህንፃን ዕጥቂ ስፖርት ናይ ማይ መሳርሒ አቁሑትን አቁሑት መሳርሒ ዕንፀይቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከዕድግ ይደሊ

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ትምህርቲ ስልጠና መሓሪ ፀጋይ ኣፅቢ ኣቑሑት ኤሌክትሮኒክስ ፣መሳርሒ ፅሕፈት፣ Building Electrical installation ፣መሳርሒ ህንፃ፣ ናይ ስፖርት ዕጥቂ ፣መሳርሒ ዕንፀይቲ፣ መሳርሒ ሓፂን መፂንን ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ ነዞም ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን መሓሪ ፀጋይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ንብረታት ክንዕድግ ስለንደሊ ካብዚ ንታሕቲ እተማልኡ ክራይተርያ ንክተወዳደሩ ንዕድም።

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን መሓሪ ፀጋይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ንብረታት ክንዕድግ ስለንደሊ ካብዚ ንታሕቲ እተማልኡ ክራይተርያ ንክተወዳደሩ ንዕድም።

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን መሓሪ ፀጋይ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ክንዕድግ ስለንደሊ ካብዚ ንታሕቲ እተማልኡ ክራይተርያ ንክተወዳደሩ ንዕድም።

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን መሓሪ ፀጋይ ናይ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቅሑት ክንዕድግ ስለንደሊ ካብዚ ንታሕቲ እተማልኡ ክራይተርያ ንክተወዳደሩ ንዕድም።

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን መሓሪ ፀጋይ ናይ ጣውላን ሞራለን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን መሓሪ ፀጋይ ኣፅቢ ዝተፈላለዩ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት ክዕድግ ይደሊ።

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ትምህርቲ ስልጠና መሓሪ ፀጋይ ኣፅቢ ኣቑሑት ኤሌክትሮኒክስ ፣መሳርሒ ፅሕፈት፣መሳርሒ ህንፃ፣ ፣መሳርሒ ዕንፀይቲ/መሳርሒ ጣውላ/፣ መለዋወጢ ኣቅሑ ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ ነዞም ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን መሓሪ ፀጋይ ኣፅቢ ናይ ቦክሰር ሞተር መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ከስርሕ ይደሊ፡፡

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን መሓሪ ፀጋይ ኣፅቢ ናይ ማይ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ከስርሕ ይደሊ፡፡

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን መሓሪ ፀጋይ ኣፅቢ ናይ ህንፃ መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ከስርሕ ይደሊ፡፡

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን መሓሪ ፀጋይ ኣፅቢ ናይ ICT ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክዕድግ ይደሊ፡፡

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን መሓሪ ፀጋይ ኣፅቢ ናይ ሓፂን መፂን /GMFA/ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክዕድግ ይደሊ፡፡

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን መሓሪ ፀጋይ ኣፅቢ ናይ Wood Work ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክዕድግ ይደሊ፡፡

ኮሌጅ መሓሪ ፀጋይ ቴክኒክን ሞያን ኣፅቢ ዝ/ዩ ኣቅሑት /ንብረት/ ናይ ፈርኒቸር ሜኪንግ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡

ኮሌጅ መሓሪ ፀጋይ ቴክኒክን ሞያን ኣፅቢ ዝ/ዩ ኣቅሑት /ንብረት/ ናይ GMFA ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡

ኮሌጅ መሓሪ ፀጋይ ቴክኒክን ሞያን ኣፅቢ ዝ/ዩ ኣቅሑት /ንብረት/ ናይ ቴክኖሎጂ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡

መሓሪ ፀጋይ ቴክኒክን ሞያን ኮሌጅ ኣፅቢ ኤሌክትሮኒክስ ICT ፣መሳርሒ ፅሕፈት፣መሳርሒ ህንፃ፣ ፣መሳርሒ ዕንፀይቲ/መሳርሒ ጣውላ/፣ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑ፣ ናይ ሕተመት መሳርሒ፣ ሓፂን መፂን ፣ ስፖርት ዕጥቂ፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ፅሬት ኣቅሑ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ ነዞም ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

መሓሪ ፀጋይ ቴክኒክን ሞያን ኮሌጅ ኣፅቢ ፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት፣ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ህንፃ መሳርሒ፣ ዕንፀይቲ መሳርሒ /ጣዉላ መሳርሒ/ ፣ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት፣ ናይ ሕትመት ኣቅሑት ፣ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ዝኮንኩም ክትወዳደሩ ንዕድም