ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን መሓሪ ፀጋይ ኣፅቢ አቁሑት ኤለክትሮኒክስ መሳርሒ ፅሕፈት ቦርዲንግ ኤለክትሪካል ኢንስታሌሽን አቁሑት መሳርሒ ህንፃን ዕጥቂ ስፖርት ናይ ማይ መሳርሒ አቁሑትን አቁሑት መሳርሒ ዕንፀይቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከዕድግ ይደሊ

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን መሓሪ ፀጋይ ኣፅቢ

ነዞም ዝስዕቡ ረቀሕታት ተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

ተጫረቲ ክተማልእዎ ዝግቡኡ ረቋሕታት

ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎን ዘሐደስኩምን

ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ዘለኩም

ናይ 2010 ዓ ም ዘሐደስኩምን መለለዩ ቁፅሪ ግብሪ ከፋላየነት ክተቅርቡ እትከእሉ

ተመዝገብሪ ተወሳኪ ታክስን ናይ ወርሒ ጥቅምቲ 2010 ሒሳብ ዘፍለጡን

መከበሪ ጨረታ አቁሑት ኤለክትሮኒክስ መሳርሒ ፅሕፈት ቦርዲንግ ኤለክትሪካል ኢንስታሌሽን አቁሑት መሳርሒ ህንፃን ናይ ማይ መሳርሒ አቁሑትን Â 4000 ቅርሺ ንዕጥቂ ስፖርት Â 2000 ቅርሺ ን መሳርሒ ዕንፀይቲ Â 3000 ቅርሺ ንአቁሑት ሓፂነ መፂን 2000 ቅርሺ ብጥረገንዘብ ወይድማ ብሲፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ

ተጫረቲ ብናይ ባዕሎም መጋዕዝያን መረጋፍን መፅዐን ናብ ኮሌጅና ዘረክቡ

ሰነድ ጨረታ ዋጋ 50 ቅርሺ

እቲ ጨረታ 2 ታሕሳስ 2010 ዓ ም ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4፡30 ቅድሚ ቀትሪ ይክፈት

ቤት ፅሕፈትና መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ተጫረቲ ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0343400345 ወይ 0930910263 Â ደዊልኩም ምሕታት ይከኣል።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo