ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን መሓሪ ፀጋይ ኣፅቢ ዝተፈላለዩ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት ክዕድግ ይደሊ።

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን መሓሪ ፀጋይ ኣፅቢ

1 ዝተሓደሰ ናይ 2011 ዓ/ም ሕጋዊ ንገዲ ፍቃድ ዘለዎ፣

2 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 25/04/2011ዐ/ም ክሳብ 27/04/2011ዓ/ም ይኸውን ።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ስ.ቁፅሪ 0343-400345 ምድዋል ይከኣል።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo