መሓሪ ፀጋይ ቴክኒክን ሞያን ኮሌጅ ኣፅቢ ፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት፣ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ህንፃ መሳርሒ፣ ዕንፀይቲ መሳርሒ /ጣዉላ መሳርሒ/ ፣ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት፣ ናይ ሕትመት ኣቅሑት ፣ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ዝኮንኩም ክትወዳደሩ ንዕድም

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን መሓሪ ፀጋይ ኣፅቢ

1 ተጫረቲ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበርን ናይ 2012ዓ/ም ዘሐደሱን ከቅርቡ ዝኽእሉ

2 ተጫረቲ ኣብ መቅረብቲ ዝርዝር ዝተመዝገቡን መረዳእታ ዘቅርቡን

3 ኣብ ግብሪ ከፋላይነት ዝተመዝገቡ

4 ቫት ምዝጉቫት ናይ ወርሒ የካቲት 2012ዓ/ም ዲክለር ዝገበረሉ መረዳእታ ከቀርቡ ዝኽእሉ

5 ዘትሕዝዎ መኸበሪ ጨረታ ናይ ኤሌክተሮኒክስ ኣቅሑት 4000፣ ፅሕፈት መሳርሒ 4000፣ህንፃ መሳርሒ 3000፣ ዕንፀይቲ መሳርሒ /ጣዉላ መሳርሒ/4000 ፣ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት፣ ናይ ሕትመት ኣቅሑት1000 ፣ ናይ ስፖርት ዕጥቅን2000 ፣ ናይ ኣይስቲ ኣቅሑት 5000

6 ተጫረቲ ብናይ ባዕሎም መፅዓንን መራገፍን ናብ ወረዳ ኣፅቢ ወንበርታ መሓሪ ፀጋይ ቴክኒክን ሞያን ኮሌጅ ኣፅቢ ከቅርቡ ዝክእሉ

7 ተጫረቲ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ከምኡ ዉን ዝተማልአ ዶክመንት ኣብ ዝቀረበሉ ይክፈት

8 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ እዋን 15 መዓልቲ ይኸዉን

9 ሰነድ ዝሽየጠሉ ኣብ መሓሪ ፀጋይ ኮሌጅ ቴክኒክ ሞያን ኣፅቢ ወንበርታ ከይዲ ስራሕ ዕ/ፋ/ን/ምምሕዳርን ኮይኑ ናይ ሰነድ ዋጋ ብር 50 ጥራሕ ይኸዉን

10 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ካብ 08/07/2012ዓ/ም ክሳብ 22/07/2012ዓ/ም ይኸዉም

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo