ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን መሓሪ ፀጋይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ንብረታት ክንዕድግ ስለንደሊ ካብዚ ንታሕቲ እተማልኡ ክራይተርያ ንክተወዳደሩ ንዕድም።

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን መሓሪ ፀጋይ ኣፅቢ

ተ.ቁ

ናይ ኣቅሑት ዝርዝር

መግለፂ

መዐቀኒ

በዝሒ

1

ናይ ሻወር መንፊት ርስሓትJUN 1 1/4

JUN 1 ¼ Siz 1 1/4

ቁፅሪ

02

2

ካዲስኮ ቀለም ቁፅሪ 132 ሕብሪ

ኮድ ቁፅሪ 132

ጎማ 4 ሊትሮ

05

3

ካዲስኮ ቀለም ቁፅሪ 171 ሕብሪ

ኮድ ቁፅሪ 171

ጎማ 4 ሊትሮ

05

4

ናይ ሽንቲ ቤት ፃሕሊ ፃዕዳ

ሰራሚክ/ፃዕዳ

ቁፅሪ

04

5

ቱቦ ማይ በዝሒ 25 ½ ኢንች

½ ኢንች B class

ቁፅሪ

25

1 ካብ ዕለት 16/04/2011ዓ/ም ክሰብ 18/04/2011

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo