ማእኸል ምርምር ሕርሻ መቐለ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሒት/Spare part ስቴሽነሪ ናይ ላብራቶሪ ኣቑሑትን መድሓኒትን (Laboratory Equipment & Drug materials ) ብግልፂ ጨረታ

ማእኸል ምርምር ሕርሻ መቐለ ንምርምር ስራሕቲ ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ሕርሻን ህንፃ መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ ብመደባኛን ምርምር ስርፀትን በጃት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ::

ማእኸል ምርምር ሕርሻ መቐለ ንምርምር ስራሕቲ ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ሕርሻን ህንፃን መሳርሒ ብመደበኛን ምርምር ስርፀትን በጀት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ናይ ስፔር ፓርትን ፅሕፈት መሳርሒ ን 2008 ዓም ብመደበኛን ምርምር ስርፀትን በጀት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ማእኸል ምርምር ሕርሻ መቐለ ናይ ህነፃ መሳርሒ ናይ ላብራቶሪን ኬሚካልን መሳርሒታት ን 2008 ዓም ብመደበኛን ምርምር ስርፀትን በጀት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ማእኸል ምርምር ሕርሻ መቐለ ናይ ህነፃ መሳርሒ : ናይ ንህብን ናይ ምርምር ከፍቲ መሳርሒታት ን 2008 ዓም ብመደበኛን ምርምር ስርፀትን በጀት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ማእኸል ምርምር ሕርሻ መቐለ ናይ ፅሕፈት መሳርሒታት ን 2009 ዓም ብመደበኛን ምርምር ስርፀትን በጀት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ማእኸል ምርምር ሕርሻ መቐለ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑትን 2009 ዓም ብመደበኛን ምርምር ስርፀትን በጀት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ማእኸል ምርምር ሕርሻ መቐለ ናይ መለዋወጢ መኪና አቁሑት(ሰፔር ፓርት ሎት 1ን ፅሕፈት መሳርሒ ሎት 2ን ን 2010 ዓም ብመደበኛ በጀት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ማእኸል ምርምር ሕርሻ መቐለ ናይ feed processing machine ( ናይ እንስሳ መቃናበሪ ምግቢ መሳርሒ ) ን 2010 ዓም በጀት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ማእኸል ምርምር ሕርሻ መቐለ ናይ ስፔር ፓርትን ህንፃ መሳርሒን (ሎት 1 ን 2)ን 2010 ዓም ብመደበኛ በጀት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ማእኸል ምርምር ሕርሻ መቐለ ናይ ስፔር ሎት 1 2011 ዓም ብመደበኛ በጀት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ማእኸል ምርምር ሕርሻ መቐለ ናይ መኪና መለዋወጢ አቑሕት (Spar Part ሎት 1-2011 ዓ/ም ንመደበኛ በጀት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ማእኸል ምርምር ሕርሻ መቐለ ናይ construct and supply net tunnel house ን2011 ዓ/ም ብፕሮጀክት በጀት ኣወዳዲሩ ከስርሕ/ክዕድግ ይደሊ::

ማእኸል ምርምር ሓመድ መቐለ ናይ መኪና ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ማእኸል ምርምር ሕርሻ መቐለ ናይ ህንፃ መሳርሒ ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ማእኸል ምርምር ሕርሻ መቐለ ናይ ስፔር ፓርት መሳርሒ ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ማእከል ምርምር ሕርሻ መቐለ ናይ ስፔር ፓርት መሳርሒ ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፤

ማእከል ምርምር ሕርሻ መቐለ ናይ ህንፃ መሳርሒ ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፤

ማእከል ምርምር ሕርሻ መቐለ ናይ ስቴሽነሪ መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ማእከል ምርምር ሕርሻ መቐለ ናይ ፅሬት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ማእኸል ምርምር ሕርሻ መቐለ ናይ ስፔር ፓርት ን2012ዓ/ም ብፕሮጀክት በጀት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ማእኸል ምርምር ሕርሻ መቐለ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ማእከል ምርምር ሕርሻ መቐለ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕደግ ይደሊ

ማእኸል ምርምር ሕርሻ መቐለ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፅገና ማእከል ምርምር ሕርሻ መቐለ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክግልገል ይደሊ

ማእኸል ምርምር ሕርሻ መቐለ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ህንፃ መሳርሒ ምርምር ሕርሻ መቐለ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ማእኸል ምርምር ሕርሻ መቐለ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ፅሬት መሳርሒ ማእከል ምርምር ሕርሻ መቐለ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ማእኸል ምርምር ሕርሻ መቐለ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ህንፃ መሳርሒ ማእከል ምርምር ሕርሻ መቐለ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ማእኸል ምርምር ሕርሻ መቐለ ናይ ስፔር ፓርት ን2012 ዓ/ም ብመደበኛ በጀት ክዕድግ ይደሊ::

ማእኸል ምርምር ሕርሻ መቐለ ካብዙይ ንታሕቲ ብዝርዝር ዝተገለፂ ንብረት ማለት እዉን፣ ዘገልገሉ ናይ መኪና ጎማን ባትርን ፣ ናይ ቢሮ መገልገልቲ ኣቅሑ ፣ ናይ ትራክተር ማሕረሻታት ወዘተ ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ማእኸል ምርምር ሕርሻ መቐለ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ፅገና ጎማታት መኪና መሳርሒ ማእከል ማእከል ምርምር ሕርሻ መቐለ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክፀግን ይደሊ

ማእኸል ምርምር ሕርሻ መቐለ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ኮምፒተር ፅገና ምርምር ሕርሻ መቐለ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክፀግን ይደሊ