ማእኸል ምርምር ሕርሻ መቐለ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ህንፃ መሳርሒ ምርምር ሕርሻ መቐለ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ማእኸል ምርምር ሕርሻ መቐለ

1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ቲን ናምበር ዘዉፃእኩም

2ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ዕለት 03/04/2012ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 07/04/2012 ዓ/ም

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-408029 ምድዋል ይከኣል።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo