ማእኸል ምርምር ሕርሻ መቐለ ናይ መኪና መለዋወጢ አቑሕት (Spar Part ሎት 1-2011 ዓ/ም ንመደበኛ በጀት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ማእኸል ምርምር ሕርሻ መቐለ

በዚ መሰረት ክተማልእዎ ዝግባእ ረቋሒ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎ ናይዚ ዘበን ዚ ግብሪ መንግስቲ ዝኸፈሉ ንግዲ ፈቓዶም ዘሐደሱ ቲን ቑፅሪ ዘለዎም ቫት ዝተመዝገቡ ምኻኖም መረዳእታ ዘቕርቡን ናይ ወርሒ ነሓሰ 2011ዓ/ም ናይ ተወሳኪ እሴት ታክሲ (VAT) ዲክለር ዝተገበሮ መረዳእታ ኣብ ጨረታ ሰነድ ከተሓሓዝ አለዎ::

2 ናይ ጨረታ መኽበሪ ቢድ ቦንድ ብስም ማእኸል ምርምር ሕረሻ መቐለ ዝተሰርሐ 10,000 .00 (ዓሰርተ ሽሕ) ብስፒኦ ከትሕዙ ዝኽእሉን ኦርጅናልን ኮፒን ናይ ጨረታ ዶክመንት ብሽምዒ ብዝተአሸገ ፖስታ ከቐርቡ ዝኽእሉ::

3 ተጫራታይ ናይ ጨረታ ዶክመንት ካብ ዕለት 30/01/2011 ዓ/ም ጀሚሩ አብ ማአከል ምርምር ሕርሻ መቐለ ቢሮ ቁፅሪ 13 ብምምፃእ ዘይምለስ ብር 50/ ሓምሳ ብር / ብምኽፋል ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ዶክመንት ክሳብ ዕለት 20/02/2011 ዓ/ም አብ ዘሎ እዋን ኣብ ስራሕ ሰዓት ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቕ ምእታዉ ይኸኣል ::

4 አብ ዝቐረበ ናይ ጨረታ ዶክመንት አብሕድሕድ ሰነድ ፊርማን ማህተምን ናይቲ ትካል ክህልዎ አለዎ::

5 እቲ ጨረታ ዕለት 20/02/2011 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ አብቲ ዕለት ሰዓት 8:30 ተጫረቲ ባዕሎም ወይም ሕጋዊ ወኪሎም አብዝተረኸበሉ ይኽፈት::

6 ጨረታ ሰዓራይ ምስተፈለጠ ዉዕሊ መኽበሪ 10 % ብምትሐዝ ካብ ዝአትወሉ ዉዕሊ እዋን ጀሚሩ ንብረት አታዊ ይገብር::

7 እቲ ቢሮ ካብቲ ዝተዘርዘረ መጠን ንብረት ክሳብ 25 % ምዉሳኽን ናይ ምቕናስን መሰል አለዎ ::

8 ተጫራታይ ግልፂ አብ ዘይኾነሎም ነጥብታት መብርሂ ወይ መመሓየሺ ሕቶ ከቕርቡ ዝኽእሉ ጨረታ ዝክፈተሉ እዋን ቕድሚ ምብፅሑ ይኸዉን ::

9 እቲ ቢሮ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ነቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ ::

10 ዘሸነፉ ትካል ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ማእኸል ምርምር ሕርሻ መቐለ ስቶር ዘእቲ

መተሓሳሰቢ ፤ዘሸነፈ ትካል ውዐሊ ካብ ዝኣሰረሉ ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 15ተ መዓልቲ ከእቲ ዝኽእል

ንተወሳኪ ሓበሬታ ስልኪ .ቑ 0344-408029ምሕታት ይከኣል ::

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo