ማእኸል ምርምር ሕርሻ መቐለ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሒት/Spare part ስቴሽነሪ ናይ ላብራቶሪ ኣቑሑትን መድሓኒትን (Laboratory Equipment & Drug materials ) ብግልፂ ጨረታ

ማእኸል ምርምር ሕርሻ መቐለ

ምልክታ ግልፂ ጨረታ

ማእኸል ምርምር ሕርሻ መቐለ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሒት/Spare part ስቴሽነሪ ናይ ላብራቶሪ ኣቑሑትን መድሓኒትን (Laboratory Equipment & Drug materials ) ብግልፂ ጨረታ ብመደባኛን ምርምር ስርፀትን በጃት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ

በዚ መሰረት ተወዳደርቲ ክተማልእዎ ዝግባእ ረቆሒ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ ናይዚ ዘበን ግብሪ መንግስቲ ዝኸፈሉ ንግዲ ፍቃደም ዘሐደሱ ቲን ቑፅሪ ዘለዎም ቫት ዝተመዝገቡ ምካኖም መረዳእታ ዘቕርቡን ናይ ወርሒ ነሐሰ 2006 ዓ/ም ናይ ተወሳኪ እሴት ታክሲ (VAT) ዲክለር ዝተገበሮ መረዳእታ አብ ጨረታ ሰነድ ከተሓሓዝ አለዎ::

2 ናይ ጨረታ መኽበሪ ቢድ ቦንድ ብሽም ማእኸል ምርምር ሕርሻ መቐለ ዝተሰርሕ ናይ መኪና መለዋወጢ አቑሑት (ሎቶ 1) 5, 000 ብር ስቴሽነሪ (ሎቶ 2) 3,000 ብር ናይ ላብራቶሪ መሳርሕታትን መድሓኒት (ሎቶ 3) 3.000 ብር ብስፒኦ ክትሕዙ ዝክእሉ ኦርጅናልን ኮፒን ናይ ጨረታ ዶክመንት ብሽምዒ ብዝትአሸገ ፖስታ ከቕርብ ዝክእሉ

3 ተጫራቲ ናይ ጨረታ ዶክመንት ካብ ዕለት 07 /01 /2007 ዓ/ም ጀሚሩ አብ ማእከል ምርምር ሕርሻ መቐለ ቢሮ ቑፅሪ 23 ብምምፃእ ዘይምለስ ብር 30 /ሳላሳ / ብንክፋል ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ዶክመንት ክሳብ ዕለት 27/01/2007 ዓ/ም ዘሎ እዋን አብ ስረሕ ሰዓት ነዚ ተባሂሉ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቕ ምእታዉ ይኸአል ::

4 አብ ዝቐርብ ናይ ጨረታ ዶክመንት አብ ሕድሕድ ሰነድ ፊርማን ማህተምን ናይቲ ትካል ክህልዎ አለዎ::

5 እቲ ጨረታ ዕለት 27 /01 /2007 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ አብቲ ዕለት ሰዓት 8:30 ተጫረቲ ባዕሎም ወይም ሕጋዊ ወኪሎም አብ ዝተረከብሉ ይኽፈት::

6 ጨረታ ሰዓራይ ምስተፈለጠ ዉዕሊ መከበሪ 10 % ብምትሓዝ ካብ ዝአተወሉ ዉዕሊ እዋን ጀሚሩ ንብረት አታዊ ይገብር::
7 እቲ ቢሮ ካብቲ ዝተዘርዘረ መጠን ንብረት ክሳብ 20 % ምዉሳክን ናይ ምቕናስን መሰል አለዎ::

8 ተጫረቲ ግልፂ አብ ዘይኾነሎም ነጥብታት መብርሂ ወይ መመሐየሺ ሕቶ ከቕርቡ ዝኽእሉ ጨረታ ዝክፈተሉን እዋን ቅድሚ ምብፅሒ ይክዉን::

9 እቲ ቢሮ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ነቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

ንተወሳኪ ሐበሬታ ማእኸል ምርምር ሕርሻ መቐለ ፋይናንስን ዕዳጋ ንብረት ምምሕዳር ምሕታት ይከአል

አድራሻ : ማእከል ምርምር ሕርሻ መቐለ

ዒላላ ታፈረ ስብሓት መናፈሻ ፊት ንፊት ስልኪ ቑፅሪ 03 44 40 80 29

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo