ኮሌጅ መምህራን አመራርሐ ትምህርትቲ ዓድዋ ክግልጎሎሎም ዝፀንሑ ዝኣረጉ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ኮሌጅ ትምህርቲ መምህራን ዓድዋ

1 ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ዝሓዘ ካብ 16/07/2012ዓ/ም ጀሚሩ 20 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ክፍሊ ዕደጋ እቲ ኮሌጅ ብምግዛእ ዋጋ እቲ ዝመለእኩምሉ ጨረታ ድማ 01/08/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ኣብቲ  ኮለጅ ትምህርቲ መምህራን ኣመራርሓ ዓድዋ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ኣታዊ ክገብሩ ይክእሉ

2 እቲ ጨረታ 01/08/ 2012 ዓ ም ልክዕ ሰዓት 8:30  ተዓፅዩ ሰዓት 9፡00 ተጫረቲን ተዓዘብትን ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ኮለጅ ትምህርቲ መምህራን አመራርሓን ዓድዋ ይክፈት

3 ሕድሕድ ጨረታ መኸበሪ ጨረታ ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ 3000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከተቅርቡ እትክእሉ  

4 እቲ ኮለጅ እቲ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0347713565/0923303367 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo