ንቢሮ ፀጥታን ምም/ርብ/ክ/መ/ትግራይ ን2012ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ ሓካይም ፃዕዳ ክዳን ፣ ናይ ፖሊስ ፊስካ ፣ ናይ ፖሊስ ዱላ እና ሻራ ቆበቶ ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክእድግ ስለዝደለየ ከም ዝስዕብ ይከዉን ናይ 2012 ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ ሰራዊት ደንቢ ክዳን ዝምልከት ይከዉን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ/ከስርሕ ስለዝደለየ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ነዚ ዝስዕብ ረቃሒ እተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንኩለን ኣብያተ ፅሕፈት ከተማ መቐለ ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ፣ ናዉቲ ሕክምና፣ ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ን ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክላት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ።ክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ ነዞም ዝስዕቡ ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ረቋሒታት ክተማልኡ ይግባእ።

ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዮን ግዜኦም ዝሓለፎም ንብረታት ማለት እዉን ፋይል ካብኔት ፣ ድሮወር ተሳሓቢ ፣ ኮምፒተር መቀመጢ ፣ ላሜራ ፣ላሜራ ቆርቆሮ ፣ ስብርባር ጣዉላ ፣ ናይ መኪና ጎማን ናይ ኤምብር ታቤላ ሓፂንን ግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክሸይጥ ይደሊ

ን 2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ክትዕድግ ስለ ዝደለየት ፡-

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ክትዕድግ ስለ ዝደለየት ክትወዳደሩ ንዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ምም/ርን ወረዳ ጣንቃ ኣበርገለ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ጎማን ካላማደርያን ንዝተፈላለየ ቤት ፅሕፈታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ልምዓት ከተማ ንግድን ኢንድስትሪን ክልል ትግራይ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ንናይ ኣብያተ ፅሕፈት ዝኸዉን ናይ ፅሬት ኣቅሑት ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ትካላት ንክትወዳደሩ ንዕድም

ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ንናይ ኣብያተ ፅሕፈት ዝኸዉን ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ትካላት ንክትወዳደሩ ንዕድም